ምርካብ ሓገዝ ኣብ ስራሕ ምድላይ
ምስ ብሳላ ኣበ ረፉጂ ኣምፕልዋ(AB Réfugiés Emploi)፣
ኣዳላዊ Entreprendre Ensemble ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansእዚ ማሕበር እዚ ኣብ ዳንኬር (Dunkerque) ንዝርከቡ ደለይቲ ስራሕ ፣ (ሓገዝ ናይ ስራሕ ታሪኽ ሂወትኩም ዝሕብር ማለት(cv) ምጽሓፍ ፣ ናይ ተበግሶ ደብዳቤ ኣብ ምጽሓፍ፣ ንኢንተቪው ምቅርራብ፣ ናይ ስራሕ ቦታታት ሃሰ ምባልን ወዘተ ይሕግዝ።
ከምኡ እውን ፣ ኣብ ብምዕቡላት ዘመናውያን ስልክታትኩም ማለት(smartphones) : ኣብ ፋክት FACT. ዝተባህለ ናይ ኢንተርነት ኣኣፕሎኬሽን ፣ ብዛዕባ እቲ ክትሰርሕዎ እትደልዩ ዓውደስራሓት ዘላሊ ቃላት ልምምድ ብ ቋንቋታታ ን ኔዘርላንድ፣ ፈረንሳ፣ እንግሊዝ፣ ዓረን ። ዳሪ ፖሊሽ ከምኡ እውን ናይ ሮማንያ ፖላንድን ። ትርጉማት ክትረኽቡ ከም እትኽእሉ እናሓበረ። ምልምማድኩም የተባብዕ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
66 Rue des Chantiers de France, 59140 Dunkerque, France
03 28 22 64 00
accueil@eedk.fr
Chargement de la carte...