ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ስራሕ ዘትሕዝ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብን ዘአኽእል ስልጠና ውሰዱ
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ስልጠና ኣብ ሞያን መሸጣን ምውሳድ
ስልጠና ኣብ ሞያን መሸጣን ምውሳድ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ስልጠና፡ ነጻን ዝኽፈልን።
ምምሃር ሞያ ኢደ ጥበብ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ሞያ ክስልጠና
ምእንቲ ዝኽፈል ስልጠና፡ ሞያዊ ዲፕሎማ፡ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ምምሕዳራዊ ደገፍን መንበሪን
ምምሃር ንምሻጥ ዕምባባ ንምዃን ብቋንቋ ፈረንሳ
ስልጠና ናይ ፈረንሳ ስልጠና ንደቂ ኣንስትዮ ዕምባባ ሸያጢ ክኾና ዝደልያ
ምስልጣን ተሓጋጋዚ ሰራሕተኛ እንዳ ዕምባባ ንምዃን
ምርካብ ስልጠና ናይ 3 ወርሒ ሞያዊ ስልጠና ንደቂ ኣንስትዮን ካልኦት ክሕገዙ ዘለዎም ሰባትን ዓለመ።
ሞያ ንምምሃር ዝግበር ስልጠና
ኣብ 8 ሞያ፡ ጽባቐን ጸጉሪ ርእሲ፡ ምሻጥ ዕምበባታት፡ መካኒክ፡ እንዳ ባኒ፡ እንዳ ድኳን ፣ ፓስተን ኬክን ሰራሒ ፡ ብሓፈሳ ኣሻያጢ ወይ ኣሻያጢት ፡ ቤት ብልዒን ፡ እንዳ ስጋን እዩ
ልምምድ ከም ተሓጋጋዚ ምስንካት ሕብስቲ ንምዃን ምኽኣል
ኣብ ንናይ ምስንካት ሕብስቲ ሞያታት ምልምማድን ምድላዋትን (ሓጋዚ ዳቦ፣ ሓጋዚ ዑደት)
ምስራሕ ኣብ ከም ኣማኻሪ ዓማዊል ብምዃን
ምርካብ ናይ 3 ወርሒ ስልተና ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና ኣማኻሪ ዓማዊል፣ ኣማኻሪ መሸጣ፣ ተንታኒ ዳታ ንምዃን
ኣብ ጽላት ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ገዛ ስራሕ ምርካብ
ኣብ ጽገናዊ እከኤክትሮኒካዊ ምመሳርሒታት፣ መሸጣን ምቕራብን መሳርሒታት ገዛ ስራሕ ተማሃሩ
ምስራሕ ኣብ ናይ ንግዲ ዓለም
ምርካብ ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ ሸያጢ ድኳን ወይ ሰራሕተኛ ክፍሊ ብመልክዕ ግዝያዊን ቀዋሚን ወይ CDI
ስልጠና ምውሳድ ኣብ መሸጣ መግቢ ንምስራሕ
ምስራሕ ኣብ ቤት ትምህርቲ ምጥሓንና ብመሸጣ ምልምማድን ምስ ናይ ብሓቂ ዓማዊል ርክብ ምግባርን።
ምስራሕ ኣብ ምቹእ ድኳን እንዳ luxe ክዳውንቲን ስልማትን
ምርካብ ስልጠና ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ ኣማኻሪ መሸጣ፣ ሸያጢ ኣብ ድኳን ክዳውንቲ ንምዃን
ምርካብ ደገፍ ንስራሕን ሓገዝን
ምርካብ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ኣብ ውህደት ፕሮጀክት፣ ውልቃዊ ኣገልግሎት፣ መካኒክስ፣ ኣገባባት፣ ሞያዊ ፕሮጀክት
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምህላው ናይ ውልቂ ሕሳብ ናይ ስልጠና (CPF)
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን ዘኽእል ስልጠና ምርካብ ኣብ ሆስፒታል እናተኸፈልኩም ንኽትሰርሑ ልምምድ ዝሰርሕ ተማሃራይ ደረጃ ይህልወኩም።
ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ብ ፖአምልዋ Pôle emploi ዝምወል ናይ ኦን ላይን ትምህርቲ ንምርካብ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ስልጠና ን ስራሕ ምኽሻን መግቢ
ምስልጣን ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ 6 ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ናይ ስልጠና መደብ ኣብ ኦንላይን ሓድሽ ክእለት ንምጥራይ
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,
ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።