ንምምሃርን ምልምማድ፣ንምዃን መካኒክ ናይ ብሽክለታ ኣብ ፈረንሳ
ምስ ምስ Formation Mécanicien réemploi cycle
ኣዳላዊ Langues Plurielles , Ecole des métiers du vélo, Etudes et Chantiers IDFኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 moisእዚ ን ን4 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ስልጠና ኮርስ፣ ከመይ ጌርኩም ብሽክለታ ትጽግኑን ትሸጡን ንምኽኣል ኣብ እዞም ዝስዕብ ተኽእሎታት የኽእል፤
- ምህላው ወረቐት ምስክር።ንሞያ መካኒክ ብሽክለታ ዝኸውን ቴክኒካዊ ስልጠናን ምስክር ወረቐትን ምሃብ
- ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ
- ምኽኣል ሞያዊ ደገፍ ምሃብ
- ናይ ስራሕ ልምምድ ስራሕ።
ኣዝዩ ኣገዳሱ ሓበሬታ ኣብቲ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ኣብ ፓሪስ እትነብሩ ምዃን (ኣድራሻ ወይ መንበሪ ምህላው)
- ኣብ ምዝራብን ምጽሓፍን ደረጃ A2 ክህልዎም እዩ።
- ድሕሪ 2020 ናይ መጀመርታ መንበሪ ፍቓድ ረኺቦም
- ምስ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine) ድሕሪ ምፍራሙ
- ምህላው ድሌት ኣብ ጽላት ብሽክለታ ስራሕ ።
- ኣብ ፓሪስ እትነብሩ ምዃን (ኣድራሻ ወይ መንበሪ ምህላው)
- ኣብ ምዝራብን ምጽሓፍን ደረጃ A2 ክህልዎም እዩ።
- ድሕሪ 2020 ናይ መጀመርታ መንበሪ ፍቓድ ረኺቦም
- ምስ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine) ድሕሪ ምፍራሙ
- ምህላው ድሌት ኣብ ጽላት ብሽክለታ ስራሕ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Rue André Ampère, 91 440 Bures-sur-Yvette
Chargement de la carte...
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ግድጊ
ኣብ ኢንዱስትሪን ሎጅስቲክን ስልጠና ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
langues pluriellesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
Merlinተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
hendተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት