ምምሃር ሞያ እንዳፎርኖ
ምስ ምስ l’Ecole Farinez’vous
ኣዳላዊ Farinez'vous ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansሞያታት ስነ-ጥበባውያን ዳቦ ዳቦ ኣብ ወጥሪ ዝርከቡ ስራሕ ስለዝኾኑን ምልመላ ስለዘለዉን ፡ ምስ École Farinez'vous ንኹሉ ዝሓቁፍ ስልጠና ዳቦ ፈጢርና ኣለና ።
ዝተፈላለዩ መንገድታት ናብ፤
- ሞያታት ናይቲ እንዳ ዳቦ ርኸቡ፣
- ሞያዊ ፕሮጀክት ምጽዳቕ፣ .
- ንሞያታትና ንምልምማድ ዘድልዩ ሞያዊ ኣካላዊ ምንቅስቓሳት፡ ክእለትን ፍልጠትን ምምሃር።
ኣብ Île-de-France ዝርከባ መሻርኽትና እንዳ ዳቦ፡ ሰልጠንቲና ናይ ጽባሕ ኢደ ጥበበኛታት ምእንቲ ክኾኑ፡ ምስ ሞያዊ ዓለም ብቐሊሉ ምውህሃድ የኽእላ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ምርካብ ብጥበብ ናይ ዝዕየ ሞያ ስልጠና፣
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ግድጊ
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
farinez'vousኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
issam boulekተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
bohdan shmorhunተርጓሚ/ሚት
adèle brardተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት