ምስልጣን ተሓጋጋዚ ሰራሕተኛ እንዳ ዕምባባ ንምዃን
ምስ ምስ Association Du Pain et des Roses
ኣዳላዊ Du pain et des Roses ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ስልጠና ንደቂ ኣንስትዮ ከምኡ ውን ሓገዝ ሰባት ዝዓለመ ኮይኑ ናይ ሞያዊ ብቕዓት ምስክር ወረቐት (CQP) ተሓጋጋዚ ክኢላ መፍረ ዕምባባ ንምርካብ ዝዓለመ እዩ።
ገለ ክፋል ክልሰ-ሓሳባዊ ኮርሳት (ቦታኒ፡ ዘላቒ ዕምባባ፡ ንግዲ ዕምባባታት) ከምኡ’ውን ገለ ክፋል ግብራዊ ኮርሳት (ኣቃውማ ዕምባባታት፡ ሓባራዊ ዓውደ-መጽናዕትታት) የጠቓልል። ብተወሳኺ ሞያዊ ደገፍ ይህብ ( ሲቪ ኹም CV, ምፍጣር፣ ፖርትፎሊዮኻ ምግባር፣ንቃለ መሕትት ምድላው)።
ጽቡቕ ምፍላጥ:
ናይ 3 ሰሙን ትምህርቲ ድሕሪኡ 1 ሰሙን ናይ ልምምድ ክፍለ ግዜታት ኣብ ምሉእ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ይዝርጋሕ። ብ3 ሰሙን ኢንተርንሺፕን 1 ሰሙን ፈተናን ይዛዘም።
ናይ 3 ሰሙን ትምህርቲ ድሕሪኡ 1 ሰሙን ናይ ልምምድ ክፍለ ግዜታት ኣብ ምሉእ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ይዝርጋሕ። ብ3 ሰሙን ኢንተርንሺፕን 1 ሰሙን ፈተናን ይዛዘም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ስድራ-ቤት
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ምርካብ ብጥበብ ናይ ዝዕየ ሞያ ስልጠና፣
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ግድጊ
ምንጣፍ ኣብ ናይ ቆልዑ መደባት
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
margotgltምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
du pain et des rosesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
mgoተርጓሚ/ሚት