ምስ Passerelle vers l'emploi - ምምሃር ምእንቲ ምስራሕ ክትክእሉ ኣብ ብስርዓት ምድላው፡ ምጽራይ ወይ መግብን ክትሰርሑ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ምእንቲ ምስራሕ ክትክእሉ ኣብ ብስርዓት ምድላው፡ ምጽራይ ወይ መግብን ክትሰርሑ ፈረንሳ

ምስ ምስ Passerelle vers l'emploi

ኣዳላዊ Association Réussir et vivre ensemble (R.E.V.E.) , DDETS45ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 jours

እዚ ን4 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ደገፍ መደብ ሓዊሱ ኣብዞም ዝስዕቡ ዓውድታት ፤

  • ፈለማ ፕሮፌሽናል ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ምምሃር
  • ብምቕጻል ኣቀራርባ ናይቶም ሞያታት ብስርዓት ምድላው፣ ጽሬትን ምምጋብን እዩ ምኽኣል ።
  • ምርካብ ምኽሪ ንውጥን ሞያ: ስራሕ ወይ ስልጠና ምህላው።
  • እዚ ስልጠና እእዚ ምድላው ትእዛዝ ፍርያት ምቕባል፣ ምፍታሽ፣ ምውሳድን ኣብ ፓርሰላት ምዕሻግን ዘጠቓለለ ኮይኑ።
  • መኣስ እዚ ጥራይ ጽላት ጽሬት ጽሬትን ምሕላውን ኣብያተ ጽሕፈት፡ መደበራት ባቡርን ናይ ደገ ቦታታትን ዘጠቓልል እዩ።
  • ብሓፈሻ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ኣብ ቤት መግቢ ንዓማዊል ምብሳልን ምግልጋልን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ኣብ ጽላት ጽሬት፡ መመገቢን መሸጣን ዝርከባ ኩባንያታት ኣወዳድባ ብዝበለጸ ንምርዳእ ዝሕግዙ መብርሂታት ክትረኽቡ
  • ምቕራብ ክትክእሉ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝቖፅሩ ዘለዉ ስራሕቲ ምቕራብ
  • ኮታ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ናይቲ ኣብ ቀረባ ገዛ ስራሕ ናይ ምርካብ ተኽእሎታት ትመሃሩ።

  • ምኽታት ንነፍሲ ወከፍ ስራሕ ዝምልከት ቴክኒካዊ ቃላት፡ መሳርሒታት፡ መምርሒታት
  • ኣብ እዋን ቃለ መሕትት ስራሕ ክእለትኩም ድርኺትኩምን ንምቕራብ ዝሕግዙ ሓረጋት።
  • ምኽኣል ምስ ሓላፊ፡ መሳርሕትን፡ ዓሚል ክትረዳኡ ምኽኣል...

  • እዚ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ ምኽርታት ተሓጊዙም፡ ዌብሳይታትን ኣፕሊኬሽናት ምስ ናይ ስራሕ ቅድመ-ምድላዋት፡ ምልኣኽ ሲቪ ምእንቲ ክትክእሉ...
  • ብሓፈሻ ምስ ኣብ ክልልና ዝርከባ ትካላት ምትእስሳር ክትገብሩ ።

ከመይ ንገብሮ?

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • Reussir45@ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • AIFA-ተርጓሚ/ሚት
  • Mimi63ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles