ስልጠና ምውሳድ ኣብ መሸጣ መግቢ ንምስራሕ
ምስ ምስ l'Ecole Farinez'vous
ኣዳላዊ Farinez'vous ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansእንተደኣ ኣብ ሸያጢ መግቢ ኣብ ስራሕ ዘኽእል ነጻ ዝኾነ ስልጠና እዩ ።
ዕላማታት ናይቲ ስልተና:
- ግቡእ ስልጠና ኣቀባብላ ንዓማዊል ምፍላጥ
- ኣቀራርባ መሸጢ ቦታ ፍርያት ከመይ ክኸውን ከም ዝግባኦ ምፍላጥ
- ኣገባባት ጽሬት፣ ጽሬት ኣተሓሕዛን ድሕንነት መግብን ምፍላጥን ምኽባርን።
- ኣብ ርክብካን ናይ ሓባር መንፈስካን ስራሕ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
74 Rue Clisson, 75013 Paris, France
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
farinez'vousኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት