ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ each One
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኩነታት
ምስራሕ ኣብ ናይ ንግዲ ዓለም
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ስልጠና እዚ ሓደ ነጻን ዝኾነ ስልተና ጥራይ ዘይኮነ፣ እኳደኣ ኣብ ድኳን ሞያ ሸያጢ ንምምሃር ዘኽእልን ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ቀዋሚ ውዕል CDI ንምፍራም ዘኽልእ እዩ።
ስልጠናና ኣብዚ ዝስዕቡ ዝርዝር ነገራት ምግባር ከምህረኩም እዩ
ብድሕሪኡ ድማ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ክትገብሩ ኢኹምም
- ድኳን ንጥፈታት ምድርዳር (ፍረታትን ኣሕምልትን፡ ሸያጢ ዓሳ፡ ሓራዲ፡ ፍሩይ ፍርያት ወዘተ) ምኽኣል
- ሓበሬታን ማዕዳን ፣ ምኽሪ፣ ምሻጥ፣ ንዓማዊል ፍርያት ምቕራብ
- ሕግታት ክንክን ጽሬት ምኽባርን ድኳን ምኽኣል።
መመልከቲ ንምቕራብ ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነጥብታት
- ንኽሰርሑ ፍቓድ ዘለዎ መንበሪ ፍቓድ ክህልዎም ካርት ሰጁኽ ንስራሕ ዘፍቅድ
- እተወሓደ ደረጃ ፈረንሳዊ A2 ክህልዎም እዩ።
- ኣብ ፈረንስ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi) ወይ ኣብ መስርሕ ምምዝጋብ ክምዝገብ
- ኣብ ውሽጢ 3 ኣዋርሕ ስልጠና ምሉእ ግዜ (ኣብ ሰሙን 5 መዓልታት) ክህሉዉ ክትክእሉ ኣለኩም።
ኣብ ዓመት፡ ኣብ ሓያሎ ዓውድታት (ምክፍፋል፡ መጓዓዝያ፡ ጥዕና፡ ባንክ ወዘተ) ከምኡ’ውን ኣብ ሓያሎ ከተማታት (ፓሪስ፡ ሊዮን፡ ቦርዶ፡ ማርሴ፡ ሊል ወዘተ) ሓያሎ ስልጠናታት ኣለዉ። እቲ መደብ ici.
ኣብ መወዳእታ ነፍሲ ወከፍ ስልጠና፡ ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ቀዋሚ፡ ንውሱን ግዜ ወይ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ውዕል ናይ CDI, CDD ምፍራም ተኽእሎ ኣሎኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ቅድም ቀዳድም ብቅዓት ኣብ ኣብ ድኳን ከም ሓደ ሸያጢ ክእለት ናይ ውጽኢት ጸባ ምምዕባል ትኽእሉ
- ከምኡውን ንጽላት መሸጣን ምግቢን ፈረንሳ ምርዳእ የኻለኩም
- ከምኡውን ብሓፈሻ ምስ ዓማዊል፣ መሳርሕቲ፣ ኣካየድቲ ሞያዊ ውህደት ንምህላው ምኽኣል
- ምስ ሰባት ሓቢርካ ናይ ስራሕ ክእለት ምምዕባል።
- ኣብኡ ብምስታፍ ብዝያዳ ንምርዳእን ንምርድዳእን ብኣፋውን ብጽሑፍን ኮርሳት ፈረንሳ ተሳተፉ
- ሞያዊ ፍሉይ ቃላት ምፍላጥ ከኣሉ ።
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ ነቲ ሓድሽ ክእለት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ኣብ ሞኖፕሪ ናይ ስራሕ ልምምድ ክትገብር ዕድል ኣሎኩም።
እቲ ዕላማ ናይ ዚ ስልጠና ምሉእ ግዜ ቀዋሚ ውዕልCDI ምርካብ እዩ።((ካብ ተመኩሮታትካ ተመርኲስካ)። ይምልከት
ከመይ ንገብሮ?
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ