ምዃን ኣብ ቃልሲ ኣንጻር መሃይምነት ኣምባሳደር
ምዃን ኣምባሳደር ብዛዕባ መሃይምነት ምጥፋእ ንምስታፍን ንቕሓት ንምዕባይን፣ መፍትሒ ንምድላይን ምስ መሰረታዊ ክእለት (ንባብ፣ ምጽሓፍ፣ ስነ-ቁጽሪ...) ንዝቃለሱ ሰባት ንምሕጋዝ ዕድል ንምርካብ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 13 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምዃን ኣምባሳደር ብዛዕባ መሃይምነት ምጥፋእ ንምስታፍን ንቕሓት ንምዕባይን፣ መፍትሒ ንምድላይን ምስ መሰረታዊ ክእለት (ንባብ፣ ምጽሓፍ፣ ስነ-ቁጽሪ...) ንዝቃለሱ ሰባት ንምሕጋዝ ዕድል ንምርካብ
ምዃን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ንምዃን ዝተመጣጠነ ደረጃታት ዘለዎም ውልቃዊ ወይ ጉጅላዊ ኮርሳት ፈረንሳ
ሓብሩና ረፉጂ ኣንፎ ምእንቲ ሓጺር መሕተቲ ብምምላስ ነቲ Réfugiés.info ዝብል መመልከቲ ንምምሕያሽ ሓግዙና።
ምርካብ ሓገዝ፣ ንጥፈታትን ምኽርን ንህጻናትን መንእሰያትን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ካብ ወለንተኛ
ምእንቲ ኣብቲ ፕረፈክቸር ምስ ዘይትፈልጦም ሰባት ተኸታታሊ ኢንተርነት፣ ቃላት ብቋንቋ ዕላልን ወግዓውን ቋንቋ ንምምሃር
ምእንቲ ንኻልኦት ሰባት እትጠቕም ክትኮኑ ጠቓሚ ክትከውንን ዘድልዮም ሰባት ዝሕግዝ ወለንተኛ ብምዃን ኣገብልግሎት ሃቡ።
ኣብ ናይ ዕላል ፈረንሳዊ ተሳቲፍኩም ካፈታት ምስ ካልኦት ኣብ ኩሉ ደረጃታት ዘለዉ ሰባት ተራኸቡ ኢህን ምሂን ተበሃሃሉ
ብቋንቋኻ ፈረንሳ ክትስጉም ብፈረንሳ ምሳና ደርፍ! ንኹሉ ክፉትን ነጻን እዩ።
ምምሃር ቋንቋ ምስ Vivre en France A1 ወይ A2ወይ B1 ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ - Vivre en France - ደረጃ A1 ወይ A2 ወይ B1
ምስታፍ ኣብ ናይ እቲ Coupé Décalé ን ዝተፈላለየ ከም እኒ ምኽሻን፣ ኢደጥበባዊ ስርዓትን ሰንዓን ዝዓመለ የካይድ።
ምእንቲ ዳህሳስ ምግባር ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ ክትገብሩ
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ
ካብ 15-18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ፈረንሳ ባህላዊ ንጥፈታት ንኽገብሩ ነጻ ትኬትን €200 ዝወሃብ ገንዘብ ተጠቐምቲ ኩኑ።
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::