ምስ Association Lutille - ምዃን ናጻ ክትከውን ፈረንሳዊ ክእለት ቋንቋ ኣመሓይሹ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምዃን ናጻ ክትከውን ፈረንሳዊ ክእለት ቋንቋ ኣመሓይሹ

ምስ ምስ Association Lutille

ኣዳላዊ Association Lutille ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ምስ ወለንተኛታት ምስ ወለንተኛታት ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ኮርሳት ፈረንሳ፤

  • ን ኣፍልጦ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ (ሰዋስው፡ ስነ-ቓላት) ምፍላጥ
  • ምኽኣል ምንባብ፡ ምጽሓፍን ምዝርራብን ምምሃር
  • ንምምላኽ መዓልታዊ ቃላትን መግለጺታትን ምጥቃም
  • ከምኡውን ምስ ካልኦት ሰባት ምርኻብን ምትእስሳርን ምግባር
  • ብሓፈሻ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ምዃን።
ምፍላጡ ዘገድስ ትምህርቲ ንኹሉ ሰብ፡ ንዓበይትን ንህጻናትን ክፉት እዩ።
ብውልቂ ወይ ብንኣሽቱ ጉጅለ ክኾኑ ይኽእሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ወለንተኛታት ኮርሳት ምስ፤

  • ደረጃታት ቋንቋ ፈረንሳ ክእለት ተሳተፍቲን ምዃኑ’ዩ።
  • ድሌታት (ንስራሕ ዝኸውን ቃላት፡ ሰዋስው ወዘተ)
  • ዕላማታት (ብቐሊሉ ምዝራብ፡ ንነብስኻ ምልላይ ወዘተ ከኣሉ)።

  • ምስ ካልኦት ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመጹ ሰባት ተራኸቡ።
  • በይንኻ ኣይትጸናሕ ተመኩሮኻ ኣካፍሉ።

  • ምእንቲ ምኽኣል ሰነዳት ምርዳእ፡ ፖስታ፡ ፋክቱር ወዘተ።
  • ቅጥዒ ምምላእ፣ ቆጸራ ምሓዝ...ወዘተ
  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፡ መንበሪ ፍቓድ...ምህላው
  • ንነብስኹምብዝበለጸ ግለጽን ርእሰ ተኣማንነት ኣጥርዩ።
  • ብተወሳኺ ከመይ ጌርካ ከም እትንቀሳቐስ ፍለጡ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብኢመይል ፡ lutille@wanadoo.fr
  • ብስልኪ፡ 02 33 73 98 63
  • ኣብቲ ኣድራሻና: 48 rue des Quinze Fusillés, 61400 Mortagne-au-Perche
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 48 rue des Quinze Fusillés, 61400 Mortagne-au-Perche, Orne, Normandie, France métropolitaine
  • 02 33 73 98 63
  • lutille@wanadoo.fr
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • lutille2025ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • yassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • zhar25ተርጓሚ/ሚት
  • yu-duተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles