Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ዕድል ብደርፊ ዝተሰነየ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር

ምስ ምስ Ateliers de chant en français

ኣዳላዊ Ballade ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ መደብ እዚ ንኹሉ ብቋንቋ ፈረንሳ ደርፍታት ንምምሃር ክፉት ዝኾነ ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕትታት

እዞም ዓውደ መጽናዕትታት ንወረቐት ኣህጉራዊ ሓለዋን ሓተትቲ ዑቕባን ብነጻ እዮም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብቋንቋ ፈረንሳ ምድራፍ ጽቡቕ ኣደማምጻ ቃላት (ሙዚቃ ናይቲ ቋንቋ) ክህልወካኩም የኽእል።

ብደርፊ ተሰኒኹምሓደስቲ ቃላት ብምምሃር ኣብ ፈረንሳ ትስጉም።

ምስ ካልኦት ኣብ ሓልዮት ዘለዎ ቦታ ክትደርፍ፡ ሓደስቲ ሰባት ክትራኸብን ጽቡቕ ግዜ ከተሕልፉ ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ንዑ ተራኸቡና። ኣብ 5 rue Kuhn - 67000 Strasbourg ረቡዕ ምሸት ሰዓት 15:30 .

ምምዝጋብ ኣየድልየኩምን እዩ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ብ ዋትስኣፕ ብ 06 07 94 39 75 ተክትውከሱና ትኽእሉ ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • balladeኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles