ምስታፍ ኣብ ዕላል ምስታፍን ኢህን ምሂን
ምስ ምስ Café de conversation
ኣዳላዊ Médiathèque du Bachut ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуምእንቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳዊ ከተመሓይሹ ትደልዩ ዲኹም? ኣብቲ ናይ ዕላል ወግዒ እንዳ ሻሂ ርኸቡና!
እዞም ወግዕታት ብቋንቋ ፈረንሳ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይን ብኣፍ ልምምድ ዝግበር ምልውዋጥ ህሞታት እዮም።
ዓላማታቱ ድማ :
- ምእንቲ ኣብ ዝተፈላለየ ኩነታት ሓሳብኩም ክትገልጹ ምኽኣል
- ከምኡውን ምስዝተፈላለዩ ኩሉ መበቆል ዘለዎም ሰባት ምልውዋጥ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
እዚ ወግዒ እዚ መእተዊኡ ብነጻ እዩ: ኣብ ቤተ-መጻሕፍቲ ምምዝጋብ ኣየድልን።
እዚ ወግዒ እዚ መእተዊኡ ብነጻ እዩ: ኣብ ቤተ-መጻሕፍቲ ምምዝጋብ ኣየድልን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምምሃር ኣብ ነጻ ግዜኹም
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
gblanc@bm-lyon.frኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
issam boulekተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት