ምምስካር ብቅዓት ተመኩሮኻን ኣፍልጦ ምርካብ
ምርካብ ፣ ብወግዒ ኣፍልጦ ዘለዎ ዲፕሎማ ንምርካብን ምስ ሓይሊ ስራሕ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምውህሃድን ብቕዓት ኣፍልጦ ንምሃብ ዝግበር ደገፍ መስርሑን።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 9 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ፣ ብወግዒ ኣፍልጦ ዘለዎ ዲፕሎማ ንምርካብን ምስ ሓይሊ ስራሕ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምውህሃድን ብቕዓት ኣፍልጦ ንምሃብ ዝግበር ደገፍ መስርሑን።
ምኽኣል ምርምር፣መዐቀኒታት ትምህርቲ ፡ ስጉምትታት፡ ኣርእስታት ጽሑፍ ጽሑፍ፡ ንዶክትሬት ዝኸውን ምወላ፡ መብርሂ መንበሪ ፍቓድ፡ ኣረኣእያታት
ምርካብ ኣቀራርባን ደገፍን ኣፍልጦ ዲፕሎማ ኣብ ፈረንሳ፣ ብሕታዊ ምክትታል
ምርካብ ምስ ደረጃኻ ዝተመዓራረየ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣ DALF ንደ.ወ.ሓ.ትን ዲ.ኤፍ.ኤን ምድላው፣ ሓገዝ ምስ ዲፕሎማ ኣፍልጦ
ምምሃር ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ፡ ዲጂታላዊ መሰረታዊ ትምህርቲ፡ ኣብ ኣካዳሚያውን ሞያውን ዝንባለ ይሕግዝ
ንምርካብ ስልተና ግብራዊ መምርሒ ስራሕን ኣፍልጦ ተመኩሮ ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነትን።
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምርካብ ዕድል ናይ ዩኒቨርስቲ ምድላው፡ ምርጫ ትምህርትን ዩኒቨርሲቲን፡ ኣብ ምኽፋል ሓገዝ፡
ምርካብ እዚ ፓስፖርት ፣ ኣብ መበቆል ሃገርኩም ዝኾነ ዓይነት ዲፕሎም ናይ ትምህርቲ ወይ ናይ ሞያ እንተ ዘይብልኩም ኣብ ምርካብ ይሕግዝ (EQPR)
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ ከም ነርስ ክትሰርሕ ንኽትክእል ኣብ ፈረንሳ ተማሃር።
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ንምውሳድ ምስ እትደልዩ
ምርካብ ዕድል ናይ ምስልጣን ብ DU Passerelle ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ናይ ፈረንሳ ኮርስ
ብኸመይ ኣብ ዩኒቨርስቲ ትምህርትኹም ከም እትቕጽሉ ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ/
ምርካብ CROUS ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት: ኣብ ማሕበራዊ መዐቀኒታት ዝተመርኮሰ ስኮላርሺፕ (BCS) ወይ ናይ ASAA ኣበል ንምቕባል ።
ተሓጋጋዚ ፋርማሲ (DEUST) ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ሞያ ዘለዎን ስልጠና ምውሳድ
ምኽኣልምስራሕ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎማ፣ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ክትሰርሕ ከም እትኽእል ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ።