Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ትምህርት ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Cours de Français Langue Étrangère

ኣዳላዊ ASI - Accompagnement Scolaire et Intégration ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців тому

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምዝራብ፡ ምንባብን ምርዳእን ንምምሃር ዝሕግዙ ኮርሳት፤

- ንኣሽቱ ጉጅለታት

- ኣብ ሰሙን ካብ 2 ክሳብ 4 ክፍሊ

- ካብ 2 ክሳብ 8 ሰዓታት ኣብ ሰሙን፡ ንግሆን ድሕሪ ቀትሪን።

  • ምድላው ን DELF A1, A2, B1, B2 ከምኡ ውን DALF C1
  • ኣብ ምፍጻም ኣገባባት ENIC-NARIC ምሕጋዝ
ዲፕሎማኻ ክግምገምን pour faire évaluer vos diplômes  ናይ ምውድዳር ምስክር ወረቐት ክትረክብን ይሕገዝ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኮርሳት ብቕልጡፍ ንኽስጉሙ ኣብ ሓጺር ግዜ ኣተኲሮም እዮም።
  • ንኣሽቱ ጉጅለታት
  • ሓደ ዓይነት ደረጃታት

  • ምፍላጥ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ መዓልታዊ ህይወት
  • ርኽበት ማሕበራዊ፡ ባህላዊ፡ ትምህርታውን ሞያውን ሃዋህው
  • ብመንገዲ ENIC-NARIC ኣገባብ ናይ ዲፕሎማታት ናይ ምውድዳር ምስክር ወረቐት ኣብ ምርካብ ዝግበር ሓገዝ።

  • ምድላው ንኣፋውን ጽሑፋውን ናይ መግለጺን ምርዳእን ፈተናታት ።

ከመይ ንገብሮ?

ንምሓዝ ቆጸራ ጽሓፉልና፤

ክንህሉ ዘለዎ ሓበሬታ ፤

- ቀዳማይ ምሉእ ስም

- ስም ኣቦ

- ቁጽሪ ተሌፎንኩም / WhatsApp

- ኢመይልኩም

- ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳን ዕላማኻን።

- ግዜ ምህላው።

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • direction asiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • opተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • supertrampተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • fares abdellaouiተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mspተርጓሚ/ሚት
  • maiiaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles