ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ sur 45
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ e-photo
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምግዛእ ናይ ቴምፕር ፊስካል ዝበሃል ቴምብር
ብኸመይ ቴምፕር ናይ 'ፊስካል' ከምዝግዛእ ንክትፈልጡ ምእንቲ፣ ንዝተወሰኑ ዶክሜንታት ዝጠቅም ወግዓዊ ቴምፕር እዩ ።
ምጥቃም FranceConnect ዝበሃል ናይ እንተርኔት ሳይት ናይ ስደተኛታት
ምርካብ ኣገልግሎት ናይ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ኮነክሽን ምርኻብ ዝ ብልሙድ ኣድራሻኹም ንምርኻብ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል ኣገልግሎት እዩ።
ምኽፋት ናይ ሞባይል መስመር
ምኽፋት ናይ ሞባይል መስመርከም ዝኽፈትን ፣ ምስ ንዕኡ ዘቕርባ ትካላት ምልላይን ዘሎ ኣፍልጦ ምዕባይ
ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ
ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ እዚ DossierFacil ዝተባህለ መስርሕ ምሉእን ውሑስን ዲጂታላዊ ፋይል ክራይ ክትፈጥር ይሕግዘካ
ምፍላጥ ብኸመይ Réfugiés.info ኣፕሊኬሽን ብ ኸመይ ከም ንጥቀመሉ?
ምእንቲ ዘተኣማምን፣ ብክእሊላታት ዝተተርጎመን ሓበሬታ ንምርካብ ነቲ ኣፕ ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ ንምፍላጥን
ምጥቃም ናይ ቤት መስርሕ ንኣገባባት ኣገባብ ንምክያድ
ምኽኣል ኣብ Mon Récap ምምሕዳራውን ሞያውን ኣገባባትኩም ንምውዳብ ዝሕግዝ ነጻ ደፍተር ምጥቃም
ምምሃር ዲጂታል፣ ብቋንቋ ፈረንሳ ብ ማሕበራዊ ደገፍ እናረኸብኩም
ምርካብ እቲ 150 ሰዓታት ስልጠና ብቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታልን መዓልታዊ ናጻ ክትከውን እነሆ።
ብሓፈሻ ዊ ናይ ኮምፑተርን ኢንተርነ ኣፍልጦ ንምህላው
እዚ ባይታ ናይ ኢንተርነት እዚ ንኹሉ ን ክመጋር ዝደሊ ብነጻ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ዝህብ እዩ ።
ምስልጣን ናይ ኮምፒተር ዝተኣሳሰር ተግባር
ምስልጣን ሓበሬታትን ኣጠቓቅማን ስልጠና ናይ ምስ ኮምፒተር ዝተኣሳሰር ኣብ መዓልታዊ ሂወት ናይ ዓውደ ሞያ
ስልጠና ኣብ ዲቪታል ኣብ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ምርካብ
ምሕጋዝ ን ቋንቋ ፈረንሳ ንጽገሙ ሓደስቲ መጻእቲ ብነጻ ዝወሃብ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕቲ
ምህላው ኣፍልጦ ብዛዕባ መሰላትኩም ድጋፍ ይግበረልኩም
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትካ፣ ኣብ ምውሳድ ኣገባባትን ስራሕ ምድላይን ሓገዝ
ምሕደራ ኣባይቲ ተማሃሩ
ምኽርን ሓቀኛ ኩነታትን ንናጻን ብውሑስን ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ንምንባር ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ደገፍ ኣብ ምምሕዳራዊ መስርሓት ንምካድ
ምምሃር ምጥቃምን ኮምፒተር ተማሃሩን ፣ ምምሕዳራዊ መስርሕ ፈጽሙን ስርሕ ንኽትረኽቡን ምሕጋዝ ።
ምርካብ ስልጠና ቤትጽሕፈትታዊ ጉዳያት፣ ብ ኢንተርኔት ንምስላጥ መሰረታዊ
ምኽኣል ናይ ኢንተርኔት ኣተቓቕማ ን መሰረታውያን ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ጠቐምቲ ዝኾኑ ኣብ ኮምፑተር ወይ USB ቴለፎን ምፍላጥ..
ትምህርቲ ብ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ዝተሰነየ
ብቀጻሊ ሰሙናዊ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕቲ ንፈረንሳ ዘይዛረቡ ሰባት
ምምሃር ንኣጠቓቕማ ኮምፒተር
4 ናይ ፍርቂ መዓልቲ ዑደት ስልጠና ዝኽሰብ ፡ ምርካብ ኮምፒተርን ምርካብ መሳርሒታት ኮምፒተርን ዘሎ ዕድል ተጠቐምሉ።
ግቡእ ኣጠቓቕማ ኮምፑተር ንምፍላጥ ዝዓለመ፣ ሓጋዚ ፍልጠት ምድላብ
ኣብ ኢንተርኔት ንዝፍጸሙ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዲጂታላዊ መሳርሒታት (ስማርትፎን፣ ኮምፒተር) ምጥቃም ንመሃር
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ጻዕርኹም ደገፍ ምርካብ
ምኽኣል ምርካብ መሰላትኩም ንምርካብ፡ ሰነዳትካ ንምስራዕ፡ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር፡ ናብ ቆጸራታት ንምኻድ ሓግዝ ክትክእሉ ምእንቲ
ምጥቃም ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም ብኮምፒተር ምኽኣል
ምእንቲ ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ከመይ ጌርካ ከም እተካይዶ ምፍላጥ፡ ኮምፒተርን ስማርትፎንን ምጥቃም ተማሃር
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምሕታትን ንምርካብ ናይ RSA ሓገዝ
ምፍላጥ ኤረሳ እንታይ ማለት ምዃኑ ? መን ተጠቃሚ ክኽውን ይኽእል? ናብ ካፍ ብኸመይ መንገዲ ናተይ ፋይል ከብጽሕ ወይ ክሓትት ይኽእል ? ምሕባር