ምድላይ ግዝያዊ መንበሪ ገዛ
ምስ ምስ Résidence sociale Lucie et Raymond Aubrac
ኣዳላዊ ENOSIA ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців томуእዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ዝኽፈል ሓደ ክራይ ገዛ ዘለዎ ግዝያዊ ንብረት ዘለዎ መንበሪ ኣባይቲ ምብጻሕ ዘኽእል መስርሕ እዩ ።
ከምኡውን ብዘይካ መንበሪ ገዛ፡ ምስ ኩነታትኩም ዝተመጣጠነ ኩለመዳያዊ ማሕበራዊ ደገፍ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ምፍላጡ ዘገድስ ፣ናብ ነዚ መንበሪ ኣባይቲ ንምምልካት ምስ ዘድሊ ፡ - ውሱን ኣታዊ ዘለዎ ንጽል ሰብ ዘይምርዑው (ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ) ምዃንን ከምኡውን ፣ መንበሪ ክትረክቡ ክትጽገኩም ትኮኑ ኣለኩም። ኣብ እዚ ዝዓይነቱ ገዛ፣ ካብ ደገ ዝመጹ ሰባት ናብቲ መንበሪ ገዛኹም ምእንጋድ ኣይከኣልን እዩ። ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን ከምኡ እውን እንስሳሳትን እውን ተቐባልነት የብሎምን ኣብ እዚ ዓይነት ገዛውቲ እቲ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
aude_agir53ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marimerkushevaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
bobተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት