ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anስደተኛታት፡ ወረቐት ዘለዎም ከምኡ’ውን ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ሃገር ዘይብሎም ሰባት፡ ከከም ኩነታቶም፡ ካብ ክፍሊት ኣበል ስድራቤት (CAF) ገንዘባዊ ሓገዝ ክረኽቡ ይኽእሉ ዘኽእል መስርሕ እዩ።
ዝተፈላለተ ሓገዛት ምርካብ ይከኣል ኣዩ
- ን ቤተሰብ ሓገዝ ምሃብ allocations familiales
- ኤር ኤ ሳ Revenu de solidarité active (RSA)
- ሓገዝ ናይ ደገፍ ስንኩላን allocations aux personnes handicapées
- መሰረታዊ prime d’activité
- ናይ ገዛ ሓገዝ aides au logement
- ናይ ቆልዑ ሓገዝ Prestation d'accueil du jeune enfant (Paje)
እቲ እትቕበልዎ ገንዘብ ’appelle “prestation” ወይ “aide” ወይ ካልእ እውን “allocation”. እዚ ዝግብኦ ሰብ ክፍሊት CAF appelée ይበሃል ement
ናይ ቆልዑ ሓገዝ Prestation d'accueil du jeune enfant (Paje
ናይ ቆልዑ ሓገዝ Prestation d'accueil du jeune enfant (Paje
እቲ እትቕበልዎ ገንዘብ ’appelle “prestation” ወይ “aide” ወይ ካልእ እውን “allocation”. እዚ ዝግብኦ ሰብ ክፍሊት CAF appelée ይበሃል
ኩነታትካ ካብ CAF ገንዘብ ናይ ምቕባል መሰል ይህበካ እንተኾይኑ ንምፍላጥ፡ ኣብ ኢንተርነት ስሚዩላሽን ክትገብር ትኽእል ኢኻ (ስጉምቲ 2 ርአ)። ሓገዝ ንምሕታት ድሕሪኡ ኣብ CAF ክትምዝገቡ ከድልየኩም እዩ (ስጉምትታት 3ን 4ን) እቲ ናይ ንኣሽቱ ህጻናት ክንክን ሓገዝ (ፓጀ) Prestation d'accueil du jeune enfant (Paje)
ኣስተውዕሉ፡ ሓገዝ ካፍ CAF ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ሰባት ጥራይ እዩ።
ገለ ሓገዛት ኣብ ኣታዊኻ (ደሞዝ፡ ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዛት) ይምርኮስ፡ ገለ ድማ ኣይኮነን።
ገለ ሓገዝ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ናብ ባንክ ሕሳብካ ይለኣኽ። ካልእ ሓገዝ ናይ ሓደ ግዜ እዩ: ይለኣኽ a እቲ እትረኽቦ ገንዘብ “ጥቕሚ” ወይ “ሓገዝ” ወይ’ውን “ኣበል” ይበሃል። ካብ ካፍ ሓገዝ ዝረክብ ሰብ “ተጠቃሚ” ይበሃል።
.

ኣገዳሲi
ምፍላጡ ኣገዳሲ ! : ዑቕባ ምስ ኣመልከትካ ኣብ CAF ክትምዝገብን ንRSA ከተመልክትን ተኽእሎ ኣሎካ። ካብ OFPRA ወይ CNDA ብዛዕባ ሓለዋኻ ኣወንታዊ መልሲ ምስ ዝረኸብካ፡ ነቲ ሰነድ ናብ CAF ስደዶ፡ እዚ ድማ ካብታ ሕቶኻ ዘቕረብካላ ህሞት ጀሚሩ RSA ናትካ ከስልጥ እዩ። እዚ ድማ “ምምላስ መሰላት” ይበሃል። "rétroactivité des droits".ብመሰረት ኩነታትት ሓታቲ፣ ሓ “prestation” ወይ “aide” ወይ እውን “allocation”. ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኩነት ናይ ምድብ ይህልዎ።

ፋይልካን ክፍሊት ሓገዝካን ንምክትታል ወይ’ውን ለውጢ ንምእዋጅ ነጻ “CAF -“CAF - Mon compte” ዝብል ከተውርድ ትኽእል ኢኻ።
> Lien de téléchargement App Store (Apple)
> Lien de téléchargement Play Store (Android)
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kerrianተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት