ምራኣይ ምዕባለ ኣብ ፈረንሳን ዲጂታላዊ
ምስ ምስ Premiers pas Frello et numérique
ኣዳላዊ L'Espace Temps FJT ኣቐድዲሙ ዝነበረ 12 днів томуምእንቲ ፈረንሳን ዲጂታላዊ ክእለትን ንምምሃር ዝሕግዝ መደብ ስልጠና፡ ንኣብነት፤
- ምኽኣል ምስታፍ ኣብ ትምህርቲ ፈረንሳ
- ምምላኽ ኣጠቓቕማ ንኣፕሊኬሽን ፍረሎ ንምጥቃም ዝሕግዝ ደገፍ
- መልኡውን ምርካብ ምኻሪ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ኢንተርነት ንምጥቃም ዝሕግዙ ምኽርታት።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ካብ ዘለዎም ነገራት ፤
- ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ዝፈረሙ ምዃን
- ኣብ መመልከቲ ፍረሎ Frello ንምምዝጋብ ዝሕግዝ ሊንክ ካብ OFII ከምዝረኸበ።
- ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ዝፈረሙ ምዃን
- ኣብ መመልከቲ ፍረሎ Frello ንምምዝጋብ ዝሕግዝ ሊንክ ካብ OFII ከምዝረኸበ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- Rue Alexandre Trauner, 50130 Cherbourg-en-Cotentin
- 02 33 78 19 70
- formation@fjt-espacetemps.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ምምሕዳር
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
sergefjtኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
Israa25ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት