ምፍላጥ ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ኮምፒተር ምጥቃም ክትክእሉ
ምስ ምስ Découverte numérique Simplon
ኣዳላዊ Simplon Île-de-France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуእዚ ን4 ሰሙን ዝጸንሕ ናይ ምሉእ ግዜ ስልጠና ኮርስ ን፤
- ምምሃር ኣብ ውልቃዊ ህይወትካን ንስራሕኩም ኮምፒተር ምጥቃም
- ምህናው ሞያዊ ፕሮጀክትካ
- ምምሕያሽ ኣብ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ነዚ ስልጠና ንምውሳድ ዘክእሉ ቅድመኹነታት፤
-ፈለማ ምህላው ስደተኛ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ፡ ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ 5 ዓመት ዘይመልእ ክኸውን
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገኩም ምዃን
- ኣብ ሴን-ሴንት-ደኒስ ዝነብር (93)Seine-Saint-Denis (93)
- እንተወሓደ ደረጃብቅዓት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ A2 ክህልዎም ይግባእ።
- ኣድላዮ ዝኾነ ንስራሕ ወይ ንወረቐታዊ ስራሕ ኮምፒተር ምጥቃም
-ምርካብ ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና (ሓደ ወርሒ) ድራኸ ዘለዎን ዝርከብን ክኸውን።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
14, Rue de la Beaune, 93100 Montreuil
Chargement de la carte...
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ኮምፒተር ንምምሃር ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
simplon.coኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
tlbtlnተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
unknownተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት