ምስ Cours de français niveaux alpha à B1 - ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንመዓልታዊ ህይወት ዝጠቕም ኣብ ናንሲ Nancy - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንመዓልታዊ ህይወት ዝጠቕም ኣብ ናንሲ Nancy

ምስ ምስ Cours de français niveaux alpha à B1

ኣዳላዊ Lib'Active ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ምስ ደረጃሙም ዝተመጣጠነ ናይ 3 ወርሒ መደብ ስልጠና፡ ንኣብነት ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት፤

  • ፈለማ ኮርሳት ፈረንሳ (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ርክብ፡ ስነ-ቓላት ንምኽኣል)
  • ምርዳእ ኣብ ኣገባባትካ፡ ስራሕ ምድላይካን ወግዓዊ ፈተናታት ንምውሳድን ዝሕግዙኻ መብርሂታት።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እቶም ኮርሳት ንደለይቲ ስራሕ ሓዊሱ ንኹሉ ክፉታት እዮም። ናጻ እዮም።
መተሓሳሰቢ፡ ሰራሕተኛ እንተኾንካ፡ ትካልካ ስልጠናኻ ፋይናንስ ክገብረልካ ክትሓትት ትኽእሉ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ምንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምዝራብ ምምሃር
  • ምምሕያሽ ናይ ጽሑፍን ኣፋውን ክእለት
  • ምኽያድ ኣብ ዝተፈላለየ ኣርእስታት ዕላል
  • ንመዓልታዊ ዝሓሸ ምርድዳእን ዝቐለለ ርክብን ዊ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ኮርሳት ምስ ፕሮጀክትታትካ (መንበሪ ፍቓድ ምርካብ፣ ስልጠና ምውሳድ ወዘተ) ዝተመጣጠኑ እዮም።

  • ምኽኣል ቆጸራ ውሰድ
  • ምኽኣል ምምላእ ፎርም ፡ ኣድራሻኹም ጽሓፉ፡ መልእኽቲ ስደዱ...
  • ምስልሳል ዝሓሸ ርክብ ምስ ህዝባዊ ኣገልግሎታት (ኣዳራሽ ከተማ፡ ካፍ፡ ማሕበራዊ ድሕነት...)።

  • ምኽኣል ሞያዊ ስነ-ቓላት፡ መምርሒታት ምርዳእ፡ ቀለልቲ ሰነዳት ምጽሓፍ (ሲቪ፡ ኢመይል ወዘተ ዝተቕሙ )
  • ምውሳድ ንወግዓዊ ፈተና ተዳልዩን ውሰዱን፡ DELF (ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ)፡ TCF (ፈተና ፍልጠት ፈረንሳ)...

ከመይ ንገብሮ?

ሕቶ ንምሕታት ወይ ንምምዝጋብ ምስ ትደልዩ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፤

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 5, rue Monseigneur Turinaz, 54000 Nancy, France
  • 06 80 07 81 67
  • info@libactive.com
Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Lib'Activeኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • Merlinተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • poljaተርጓሚ/ሚት
  • Nazaተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles