ምፍላጥ መሰረታዊ ትምህርቲ ኮምፒዩተር ተማሂርኩም ከምኡውን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቅዓት ምምሕይሽ
ምስ ምስ Formation "Découverte numérique"
ኣዳላዊ Simplon.co ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 joursናይ 7 ሰሙን፣ ናይ ምሉእ ግዜ ስልጠና ኮርስ (210 ሰዓታት) ናብ፤
- ኮምፒዩተራትን ዲጂታላዊ መሳርሕታትን ተጠቒምካ ስራሕ ንምድላይን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ብኢንተርነት ንምፍጻምን ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ ምምሃር፤
- ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳይካ ኣመሓይሽ፤
- ከምኡ’ውን ናይ ሞያ ውጥን ምድላው።
ኮምፒተር እንተዘይብልካ ኣብ እዋን ስልጠና ላፕቶፕ፡ ማውስን ቻርጀርን ክቐርበልካ ይኽእል።
ምፍላጡ ዘገድስ ኮምፒተር እንተዘይብልካ ኣብ እዋን ስልጠና ላፕቶፕ፡ ማውስን ቻርጀርን ምልቃሕ ይከኣል እዩ።
ኣገዳሲ ሓበሬታ .
እቲ ስልጠና ካብ 9 ሕዳር ክሳብ 21 ታሕሳስ 2026 ይካየድ።
ነዚ ስልጠና ንምውሳድ ድማ፤
.- ስደተኛ ምዃን ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸናሕካ ትሕቲ 5 ዓመት - ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊቡ። - ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳ A2 ክህልዎም - ኣብ ምሉእ ስልጠና ድራኸ ዘለዎን ድሉውን ክኸውን።
እቲ ናይ ስልጠና ኣድራሻ፣ ዕለታትን ሰዓታትን ክቕየር ይኽእል እዩ፤ በጃኹም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተወከሱ። site.
እቲ ስልጠና ካብ 9 ሕዳር ክሳብ 21 ታሕሳስ 2026 ይካየድ።
ነዚ ስልጠና ንምውሳድ ድማ፤
.- ስደተኛ ምዃን ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸናሕካ ትሕቲ 5 ዓመት - ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊቡ። - ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳ A2 ክህልዎም - ኣብ ምሉእ ስልጠና ድራኸ ዘለዎን ድሉውን ክኸውን።
እቲ ናይ ስልጠና ኣድራሻ፣ ዕለታትን ሰዓታትን ክቕየር ይኽእል እዩ፤ በጃኹም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተወከሱ። site.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ኮምፒተር ንምምሃር ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
simplon.coኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mbmlተርጓሚ/ሚት
viickyborroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
timsayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
nikolተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
pissenlit17ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት