ምኽኣል ንምምሕያሽ ኮምፒተር ምጥቃም ተማሃርን ፈረንሳዊ ቋንቋ
ምስ ምስ Découverte Numérique à Rennes
ኣዳላዊ Simplon Grand Ouest ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці томуምእንቲ ምስታፍ ኣብ ናይ 7 ሰሙን ስልጠና ኮርስ ንምስታፍ ክትክእሉኡ፤
- ፈለማ ስራሕ ንምድላይን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ብኢንተርነት ንምፍጻምን ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብከመይ ከም እትጥቀምሉ ምምሃር
- ከምኡውን ምምዕባል ኣብ ኣዘራርባን ቋንቋ ብጽሑፍን ፈረንሳ ዝግበር ተገባር ምኽኣል ።
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ ስልጠና ዝካየደሉ ቦታ፤
ዕለታት፡ ካብ 1 ታሕሳስ 2025 ክሳብ 30 ጥሪ 2026
መዓልታት፡ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስን ዓርቢን።
ነዚ ንምግባር ኮምፒተር እንተዘይብልኩም ኣብ እዋን ስልጠና መሳርሒታት (ላፕቶፕ፡ ማውስን ቻርጀርን) ካባና ምልቃሕ ይከኣል እዩ።
ዕለታት፡ ካብ 1 ታሕሳስ 2025 ክሳብ 30 ጥሪ 2026
መዓልታት፡ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስን ዓርቢን።
ነዚ ንምግባር ኮምፒተር እንተዘይብልኩም ኣብ እዋን ስልጠና መሳርሒታት (ላፕቶፕ፡ ማውስን ቻርጀርን) ካባና ምልቃሕ ይከኣል እዩ።
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ ነዚ ስልጠና ንምፍጻም ግድን፤
- ወረቐት ናይ ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ዝብል ሰነድ ምህላው፡ ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ እትኣትዉ ካብ 5 ዓመት ዘይመልእ ክኸውን
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገብ
- ናይ ፈረንሳ ደረጃ A2 ወይ B1 ክህልዎም እዩ።
- ቋንቋ ኣዴኻ ምንባብን ምጽሓፍን ፍለጥ
- ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ድራኸ ዘለዎን ዝርከብን ክኸውን።
- ወረቐት ናይ ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ዝብል ሰነድ ምህላው፡ ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ እትኣትዉ ካብ 5 ዓመት ዘይመልእ ክኸውን
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገብ
- ናይ ፈረንሳ ደረጃ A2 ወይ B1 ክህልዎም እዩ።
- ቋንቋ ኣዴኻ ምንባብን ምጽሓፍን ፍለጥ
- ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ድራኸ ዘለዎን ዝርከብን ክኸውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
2A allée Jacques Frimot, Rennes, Ille-et-Vilaine, Bretagne, France métropolitaine, France
apicquenot@simplon.co
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ኮምፒተር ንምምሃር ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
amélie picquenotኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
medtradcተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
msv93000ተርጓሚ/ሚት
flo1103ተርጓሚ/ሚት
bluebellተርጓሚ/ሚት
didiony13ተርጓሚ/ሚት
océacostaተርጓሚ/ሚት
byunilyተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት