ምርካብ ደገፍ ን ምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለት
ምርካብ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ A2-B1) ኣብ ካየንንCayenne ሴንት ሎረን ዱ ማሮኒንSaint-Laurent-du-Maroni ኣብ ፈረንሳዊት ጓያና ንዝሰርሐ። ብሕታዊን ዝምጥንን ደገፍ፡ ስራሕ፡ ልምምድ፡ ዲጂታላዊ ክእለት፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት።
መድለዪ - Réfugiés.info
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 59 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ A2-B1) ኣብ ካየንንCayenne ሴንት ሎረን ዱ ማሮኒንSaint-Laurent-du-Maroni ኣብ ፈረንሳዊት ጓያና ንዝሰርሐ። ብሕታዊን ዝምጥንን ደገፍ፡ ስራሕ፡ ልምምድ፡ ዲጂታላዊ ክእለት፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት።
ምርካብ ሓበሬታ ንዜጋታት ዩክሬን ዝግበር ደገፍ: ወረቐት ስራሕ: ምምሕዳራዊ ኣገባባት (መሰል መንበሪ: መንበሪ: ስልጠና: ስራሕ ወዘተ)። ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ብቆጸራ ።
ምኽኣል ኣብ ፓሪስ ዝግበር ኩለመዳያዊ ሕጋዊ ደገፍ፡ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ፡ ንስራሕ፡ ንኣባይቲ፡ ክንክን ጥዕና፡ ከምኡ’ውን ንጸጋታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ናብ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ።
ምኽኣል ብሕታዊ ዲጂታላዊ ኮርሳት ኣብ ቸርቦርግ-ኤን-ኮተንቲን Cherbourg-en Cotentin ዲጂታላዊ መሳርሒ ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም ንምፍላጥ፡ ኢንተርነት ንምርካብ፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ክትፍጽም ...
ምኽኣል ንወረቐታዊ ስራሕኩም ወይ ኣብ ኮምፒተር ዝተመርኮሰ ኣገባባትኩም ካብ ወለንተኛታት ዝመጽእ ሓገዝ። ነጻን ንኹሉ ክፉትን እዩ። ኣድላዪ እንተኾይኑ ናብ ካልኦት ትካላት ሪፈራል ምግባር።
ምግባር ምምሕዳራዊ ዕማማት ንምፍጻም፡ ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ፡ ከምኡ’ውን ናይ ስልጠና ወይ ናይ ስራሕ ፕሮጀክት ንምስጓም ብኸመይ ኢንተርነትን ዲጂታላዊ መሳርሒታትን ከም እትጥቀም ንምፍላጥ ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት።
ምምሃር ናብ ፈረንሳ ንዝኣትዉ ሰባት ነጻ ደገፍ: መሰላት ምርካብ: ምምሕዳራዊ ኣገባባት: ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር: ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ንምዃን ዲጂታላዊ መሳርሒታት
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (መንበሪ ፍቓድ፡ ምጥርናፍ ስድራቤት፡ ዜግነት ፈረንሳ)፡ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትን ሓላፍነታትን ኣብ ፈረንሳ፡ ከምኡ’ውን ደገፍ ውህደት።
ምርካብ ሓገዝን ምኽርን ንወረቐታዊ ስራሕ፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፣ መሰላትካ ንምርካብ ሕጋዊ ሓበሬታ፣ ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ ስልጠና ንምርካብ ምኽርን ...
ምኽኣል መዓልታዊ ርእሰ-ምኽኣል ን150 ሰዓታት ኣብ ስትራስበርግ ናይ ፈረንሳን ዲጂታላውን ስልጠና ምሃብ
ምኽኣል ምስታፍ 150 ሰዓታት ስልጠና ፈረንሳን ዲጂታላዊ ክእለት (ኮምፒተርን ስማርትፎንን) ኣብ ሊል መዓልታዊ ርእሰ-ምኽኣል
ምርካብ መሰላት ንምርካብን ኣብ ፈረንሳ ንምቕማጥን ወረቓቕትን መመልከቲታትን (መንበሪ ፍቓድ፣ CAF [ፋንድ ኣበል ስድራቤት]፣ መንበሪ ገዛ፣ ጥዕና፣ ግብሪ ወዘተ) ንምምላእ ብሕታዊ ሓገዝን ምኽርን እዩ ወዘተ ዝምልከት ።
ምምሃር ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ንናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ክእለትካ ንምምሕያሽ። ምርካብ ብምምሕዳራዊ ኣገባባት ምድጋፍ፣ ኣብ ንጥፈታት ንምስታፍን ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብን ዕድላት።
ምእራም ኣብ ናይ ልደት ወይ መርዓ ምስክር ወረቐት ጌጋታት ወይ ምጉዳል ምስ ዝፍጠሩ ምስ ቤት ፍርዲ ዳንነት ፓሪስ ወይ OFPRA ከመይ ጌርና መዛግብቲ ሲቪላዊ ኩነታት እትረኽቡን ዝምልከት መስርሕ
ምርካብ ኣገልግሎት ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላት፡ ደገፍ ኣብ ምዕባለ ሞያ፡ ምሕጋዝ ክንክን ህጻናት፡ ምቅላስ ጾታ መሰረት ዝገበረን ጾታዊ ዓመጽን
ምኽኣል ሰብ ሞያ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስደተኛታት ስልጠና፡ ስራሕ፡ መንበሪ፡ ወረቓቕቶም ንኽፍጽሙ፡ ንኽንቀሳቐሱ ይሕግዙ...
ምእንቲ ምድግጋፍ ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ፣ ክካፈላን ሞያዊ ፕሮጀክት ክሃንጻን ምድጋፍ
ምኽኣል ሓገዝ ፣ ሰብ ሞያ ካብ 18 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስደተኛታት ስልጠና፣ ስራሕ፣ መንበሪ ገዛ ወዘተ ክረኽቡ ይሕግዙ።
ንምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምፍላጥ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይቲ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና...ወዘተ
ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምርካብ መሰላት፡ ምርካብ ምምሕዳራዊ ጉዳያት፡ ምርካብ ምትእስሳር ምስ ደጋፊ ኣአንጋዲት ሃገርን ህዝቢን እገባብ ኣነባራን
ምድላብ ንቅሓት ኣብ 5 ክፍልታት ንሓደስቲ ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ናይ ንቕሓት ዓውደ መጽናዕቲ
ምቕያር ዞባ ፣ ስራሕ ይሃልኹም፣ ካብ ኒስ ወጻኢ መንበሪ፣ ምምሕዳራዊ ደገፍ፣ ፈረንሳ
ምርካብ ኣገበብ መሳለጥያ መንበሪ ፍቓድ፡ ምጥርናፍ ወይ ምጥርናፍ ስድራቤት፡ ዜግነት ፈረንሳ፡ ጥዕና፡ መንበሪ ኣባይቲ...ወዘተ ዘኽእል መስርሕ
ምዕቋብ ጓልኩም ካብ ሓደጋ ክንሸባ ምእንቲ ክትከላኸሉ፡ ን ኦፍራ ምሕታት ፣ ሕክምናዊ ምክትታል ግዴታታት ከም ዘለዎ እውን ምፍላጥ።
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምግባር ወይ ምሕታት ምኽኣል ፣ ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
መንበሪ ፍቓድ ብዝምልከት ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ኣሲስታንስ ሶሻል ዝኾነ ዓይነት ምኽሪ ወይ ኣብ ዝኾነ ዓይነት መዳይ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ክሕግዝኹም ይኽእሉ ::
ምፍላጥ ንጡፍ ምትሕግጋዝ እቶት (RSA) ብቑዕ ምዃኑን ነዚ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ካብ CAF ብኸመይ ከም እተመልክቱ።
ወግዓዊ ሰነድ ናይ ካልእ ቋንቋ ፣ ናብ ፈረንሳ ንምትጓም ምስ እትደልዩ ፣ ብኸመይ ናይ ዝቐርበኩም ኣድራሻ ንምኻድ ዝሕብር ኣገልግሎት እዩ።
ምኽኣል ኣዋጅ ናይ ግብሪ ከም ዝገብርኩ ዝሕብር መልሲ ክረክብ ይኽእል ፣ ግቡእ መስርሕ ን ኽተልን ምስናይ ሳዕቤናቱን ይሕብ