ምርካብ ደገፍ ን ሞያዊ ፕሮጀክትታትኩም
ምስ ምስ Mission Locale de Dijon
ኣዳላዊ Mission Locale de l'arrondissement de Dijon ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእንተደኣ ዕድሜኹም ካብ 18 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስደተኛታት ክሳብ ኮይንኩም፤
- ምእንቲ ናይ ህይወት ፕሮጀክት ምህናጽ ክትክእሉ
- ምኻኣል ስልጠና ምርካብ
- ስራሕ ንምድላይ
- ምክያድ ናይቶም ወረቓቕቲ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምዝዛም
- መንበሪ ገዛ ምርካብ ክትክእሉ
- ጥዕናኻኹም ክትከናከኑ ምኽኣል።
- ምስታፍ ኣብ ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት ...
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- Immeuble Richelieu (3ème étage), 12 Boulevard Carnot, 21000 Dijon
- 03 80 44 91 44
Chargement de la carte...
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ምምሕዳር
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
audrey milo 21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
mspተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት