Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ንስራሕ፡ መንበሪ መድለዪ ፈረንሳዊ ቋንቋኹም ኣመሓይሹን።

ምስ ምስ Parcours mobilité primo-arrivants

ኣዳላዊ Fondation de Nice ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

ካብ ኒስNice ወጻኢ ወይ ኣብ ውሽጢ ንምንባር ኣብ ዝጥዕም መስመር ምስ፤

  • ንምርካብ መንበሪን ቀዋሚ ስራሕን ኣብ ምርካብ ሓገዝ ምግባር
  • ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ ዝሕግዙ ኮርሳት ምሓዝ
  • ደገፍ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም ዝሕግዝ
  • ክትትል ናይ ውልቃዊ ምግባር
  • ንጥፈታት፡ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ኣኼባታት...ወዘተ
ኒስ ሂንተርላንድ L’arrière-pays niçois ኣብ ጥቓ ኒስ Nice ዝርከብ ዞባ ኮይኑ፡ ካብ ባሕሪ ግን ርሒቑ ይርከብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምክትታል ኩነታትኩም ኣስተውዕል: ኣኼባታትን ስሩዕ ውልቃዊ ።
  • ምርካብ ንከተማ ወይ ዞባ ንምቕያር ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ዝሓሸ ምርዳእ ኣማራጺታት ኣባይትን ዝርከቡ ስራሕትን
  • ጉደት ምግባር ምብጻሕን ርኽበትን ሓደስቲ ከተማታት
  • ምርካብ ገንዘባዊ ሓገዝ መንበሪ ንምድላይ ስጉምትታት ኣብ ምውሳድ ዝግበር ደገፍ: ምርምር፣ ንምምላእ ናይ ማሕበራዊ ኣባይቲ መመልከቲ፣ ምብጋስ ምውዳብ፣ ወዘተ።

  • ምኻል ኣብ ግብሪ ለውጥን መግለጺታትን፡ ምኽፋትን ምሕዳስን መሰላት፡ CAF፡ ማሕበራዊ ድሕነት፡ ቪታለ ካርድ፡ ንፕረፈክቸር ዝምልኡ ሰነዳት ወዘተ ሓገዝ ።
  • ምርካብ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ
  • ምርካብ ንሓኪም ምምኽኻር፡ ንነብስኻ ንምሕካም፡ ክንክን ህጻናት ንምርካብን ምስኦም ዝሓሸ ርክብ ንምግባርን ዝሕግዙ ምኽርታትን መብርህታትን።

  • ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩን ተለማመዱን።
  • ኣብ ምቹእ ቦታ ምስ ካልኦት ሰባት ተራኸቡ: እቲ "ሉ ፓንታይ" "Lou Pantai"ሳልሳይ ደረጃ ኣብ ኒስ
  • ሓደስቲ ሞያታት ንምርካብ ኣብ ዝካየዱ ዓውደ መጽናዕትታት ምክፋል
  • ከባቢ ንምሕላው ዝግበር ተግባራትን ሰናይ ልምድታትን ፍለጥ
  • ናብ ናይ ምትሕግጋዝ ክሽነን ድኳን ምግቢን ምእታው
  • ተኽእሎ ጀርዲን ምግባር።

ከመይ ንገብሮ?

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • gaydarskiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • ary20@26ተርጓሚ/ሚት
  • sergueiተርጓሚ/ሚት

Liens utiles