'ሌዝ ኣምፖ ' ወይ ግብሪ ምክፋል' ፣ ኣታዊ ምሕባር ዴክላረ ምግባር

'ሌዝ ኣምፖ ' ወይ ግብሪ ምክፋል' ፣ ኣታዊ ምሕባር ዴክላረ ምግባር

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ4 nov. 2022

እንታይ ኢዩ?

ናይ ግብሪ ኣታዊ ኵሉ ወጻኢታት ን ሃገር ግቡእ ዝኽፈል ፣ ሓፈሻዊ ናይ ጥዕናን ኣብ ናይ ሾማስ ሓገዝ kemAU wn ፤ናይ ግብሪ ኣታዊ ብፍልይ ፣ ንኣብነት ( ትምህርቲ :ሕክምናን: ሓገዝ ን ጽጉማት ናይ ኤረሳ : ናይ ጡረታ :ኣብ መድሃኒት :ኣብ ኣግልግሎት:ኣብ ናይ ህዝባዊ ኣባይቲ ገዛውቲን ፣ ወዘተ ንምኽፋል የኽለና)

ኣገዳሲ ሓበሬታ!

-ግብሪን ቀረጽን ፣ ሓደ ሰብ ኣብ ዓመት ጠቕሊሉ ዝኸፍሎ ወይ እውን ( ሓያሎ ነበርቲ ብሓባር ዝነበሩ፣ ከም እኒ መጻምዲ ወይ እውን ኣባላት PACSe ቤተሰብ ብሓደ ኣታዊኦምን ) ኣፍሊጦም ዝኸፍልሉ

- ሓደ ሰብ ወይ እውን ፣ ብ Imposable" ዝፍለጥ ናይ መንበሪ ግብሪ ዝኽፍለሉ

- ሓደ ሰብ ፣ እንተደኣ ኣታዊኡ ትሑት ኮይኑ " non Imposable" (ከኽፍል ዘየኽልእ ) ኮይኑ ኣይከፍልን እዩ

ካብ 2019 ንደሓርሌዛምፖ ምኽፋል ናይ ግብሪ ፣ ብቀጥታ ስለ ዝወስዶ፣ ኣብ ናይ ደክሌረሽን ምምላእ ኣየድሊን እዩ። እንተኾነ ግን ነብስወከፍ ዓመት ምምላእ ናይ ዲክለረሽን ዘይምርሳዕ፣

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ

ብኸመይ ይኸውን

1

ንመጀርያ ግዜ ዴክላረ ፣ ግሁድ ምግባርና ምርግጋጽ።

ኣታዊ ብምፍላጥ ዝግብእ ግብሪ ምኽፋል የኽእለኩም። እቲ መስርሕ እቲ መስርሕ፣ "déclarer"ይበሃል።

እንተደኣ ኣብ ሓደ ገዛ እትቕመጡ ምርዕዋት ወይ እውን Pacse ኲይንኩም፣ ፣ እትኣልይዎም ቆልዑ እንተሃልዮምኹም፣ ወትሩ ወላ ንኡሽቶ ኣታዊ ይሃልውኩም፣ ዲክሌር ምግባር ኣይትረስዑ።

ን ኣፍልጦ!

ሓደ ቖልዓ ( ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ዘሎ )ኣብ ናይ ስድራ ሓባራዊ ዲክሌረሽን፣ ይገብር፣

ሓደ ውሉድ ምስ ስድርኡ እናነበረ ክሳብ 25 ዕድመኡ ክጸንሕ ዝፍቀዶ። እቲ ደክለረሽን እዚ ምስ ስድርኡ ይፍቀዶ

ኣብ ነፍሲወከፍ ዓመት ፣ እቲ ናይ ዲክለረፍን እዋን ሓደ ዓይነት እዩ

  • ኣብ ነፍስወከፍ እዋን ኣብ መንጎ ሚያዝያን ሰነን ኣብ ዘሎ ደ እትገብርሉ፣ግበሩ ውጽኢቱ ኣብ ዝቕጽል ዓመት እዩ ዝግምገም። እቲ ሓፈሻዊ ኣፍልጦ መገምገሚ ናይ
    ዝሓለፈ ዓመት እትከፍልዎ መገምገሚ ይኸውን።
  • ኣብ እዋን ሓጋይ ካብ ሰነ ን ነሓሰን , እቲ "avis d’impôt" ዝበሃል። እቲ መስርሕ "régularisation" ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣታዊኹም ተገምጊሙ፣ እንተደኣ ብዙሕ ከፊልኩም ኴንኩም፣ ገንዘብኩም ይምለሰልኩም እዩ፣ ነዚ ዝምልከት ሓበሬታ ድማ ኣብቲ ወረቐትኩም ክትረኽብዎ ኢኹም። እንተደኣ እቲ ውጽኢት ብኣንጻሩ ኮይኑ ድማ፣ ክትውስኹ ኣብ ዝቕጽል እዋን ኣታዎኹም ብቐጥታ ካብ ኣታዊኹም ከም ዝሰሓብ ይኸውን።

ኣገዳሲ ሓበሬታ!

እቲ ኣከፋፍላ ብ ቀጥታ ካብ ናይ ባንኪ ሕሳብኩም እዩ ዝኽፈል ወይ ዝውሰድ ዝለዚ ምንም እትገብርዎ የብልኩምን።

2

ሓበሬታ ክረክብ ኣለኒ ብዛዕባ ፎርሙል ናተይ ኣታዊ ዴክላረ ንክገብር

ናይ ግድን ዲክለረሽን ብ ኢንተርነት ገብሩ ።  

ኣገዳሲ ሓበሬታ! ደክለረሽን ብ ወረቐት ክትገብሩ እትኽእሉ፣ እንተደድኣ ኣብ ኢንተርኔት ክትገብርሉ ዘይትኽእሉ ኣጋጣሚ ተኸሲቱን ን ኣብበት ኮምፑተር ኮነ ኢንተርኔት ኣብ ዘይህልወኩም ጥራይ እዩ። ኣብ ከባቢ ወርሒ ሚያዝያ ክመጸኩም እዩ፣ እንተዘይኮነ ግን télécharger le formulaire ici. ኣብዚ ጠዊቕኩም ኣሕትምዎ።

እንተድደኣ ን ፈለማ እዋን ኴንኩም ዴክለር ትገብሩ ዘለኹም

-"Vous êtes un particulier",

-"ዝብል ምስጠወቕኩሞ፣ብምቕጻል

-"Je n'ai pas de
numéro fiscal"

-.ዝብል ምስጾጽሪ ክወሀበኩም እዩ።

እንተደኣ ፈለማ እዋንኩም ዘይኮይኑ ድማ :

  • ናብዚ ዝስዕል ሊንክ ብምጥዋጥ impots.gouv.fr gኩሉ ዝርዝራትኩም ምሉእ እዩ ዝጸንሓኩም (ሕሳብ ናይ ኣታዊኹም ወዘተ, …).
  • ** ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info "Se connecter à un site avec France Connect
  • ኣብኡ ኩሉ ነገር ብ ትኽኽል ተመሊእይ እንተሎ ኣረጋግጹ፣ እንተደኣ ዝተቐየረ ነገራት ሃይኩም ድማ ኣስተኻኽዎ። እንተደኣ እቲ ኩናትኩምን ኩነታት ስድራኹምን ከም ናይ ዝሓለፈ ዓመታት ሃልዩ ኮይኑ፣ ብጥንቃቐ ረኣይዎ

! ኣገዳሲ ሓበሬታ!

* እቲ ደግረረሽን ፍሮም ድሮ ካብ ኣስራሕትኹም ብዝተዋህበ ሓበሬታ መሰረት፣ ፖለምፕልዋ ለዛምፖን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ፣ ፍሉጥ እዩ ስለዚ እቲ ዝወሀብኩም ወረቐት፣ ጌጋ ከይህልዎ ምፍታሽ ጥራይ እዩ ዘድልየኩም፣ ኣብዚ ቅኑዕ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ። ዝጎደለ ሓበሬታ እንተሎ ድማ መሊእኩም ስደዱ

3

ዴክላረ ክግብሮ ዝግብኣኒ ኣብ መዓልተይ፣ ናይ ቆጸራ ዕለት ከይወደቀ ከሎ፣ ክልእኽ ኣልኒ

እቱ ደረት ናይ ደክለረሽን ፣ደረቱ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ክሳብ ሰነ እዩ፣ እዚ ድማ ኣብ ዲክለረሽን ኣብ ኢንተርነት ይሕበረኩም፣ እንተደኣ ብዝኾነ እዋን ዲክለረሽንኩም ዝናውሓሉ ኩነት ተፈጢሩ ኣብ እቲ ወረቐት ናይ ደክለረሽን ይሕበረኩም እዩ።

ንምፍላጡ ዘገድስ!

እንተድደኣ ኣብ እዋኑ እቲ ኣኣታዊ ዘይከፊልኩም፣ ከቅጽዓኩም ይኽእል እዩ።

4

መልሲ ቅብሊት ናይ ግብሪ ክብጽሓኒ

ኣብ ኣድራሻኹም ፣ ን መሕተቲ ቀጥዒ ናይ ደክለረሽን ክስደደልኩም እዩ ምልእዎ ። እንተዘየሎ ድማ ብ ኢንተርኔት ናብ "avis d'imposition". ምምላእ ኣይትረስዑ

ግብሪ ዝከፈልክሉ ወረቐት ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኢዩ ፣ ንካልእ ቤት ጽሕፈታት መታን ክጥቕመና ክንሕዞ ይግባእ ፣( Caf ካልኦት ቤት ጽሕፈታትን ) ናይ ግብሪ ወረቐት ኣብ ዝኸድናዮ ቤት ጽሕፈት ቀጻሊ ኢና ክንሕተት  

5

ግቡእይ ናይ ግብሪ ከፊለ

ኵሉ ግዜ ዓመት ዓመት ናይ ግብሪ ካብ ናተይ ኣታዊ ተራእዩ ብቀጥታ ካብ ሕሳብ ናተይ ይቁረጽ፣ ማለት ኣብ ናይ ፊሽ ድ ፐይ ካብ ዶሞዝ ብዝተሓበረ መጠን ገንዘብ ፣ 

ኣስተውዕል\ሊ ናይ ግብሪ ጥራሕ ካብ ናይ ኣታዊ ካብ ሕሳብ ብቀጥታ ዝቁረጽ ፣ ናይ ካልእ ነገራት ከም ቀረጽ ናይ መንበሪ ገዛ ፣ ገደብ ናይ መዓልታት ኣለዎ ፣ ኣብ እቲ ዝመጻኒ ወረቐት ተጻሒፉ ኣሎ ብኸመይ ከም ዝከፍል።  

ብድሕሪኡ ዝቅጽል

ኩሉ ግዜ ዓመት ዓመት ናይ ግብሪ ግቡአይ ዴክላረ ይገበር

ኩሉ ግዜ ዓመት ዓመት ዴክላረ ክንገብር ኣሎና፣ ናይ ቤተሰብ ኩናታ ምስ ዝቕየር እውን ክትመልእዎ ይግባእ። ስለዝኾነ ድማ ናይ ታኽስ ወይ ግብሪ ኣከፋፍላኹም ክጽሎ ስለ ዝኽእል። እንተድደኣ ተመርዒኩም ወይ እውን ብ ዘይ መርዓ ብሓባር ተኸርሺምኩም ወይ PACS ጌርኩም እንተደኣ ትሀንብሩ ሃሊኹም ፣ ቆልዓ እንተወሊድኩም ከተመልክቱ ይግባእ ።

እዚ ድማ ኣኣብ እቲ ወብሳይት ናይ impots.gouv, ብምኻድ « Gérer mon prélèvement à » ኣቲኹም ኣተዓራርዎ። በዚ ድማ ናይ ዓመታዊ ዲክለረሽን ብምጽፋፍ ትቐስኑ።

ደረጃ ምቑራጽ ግብሪ ምቕያር

መጠን ምቑራጽ ግብሪ፡ ብቐጥታ ካብ ደሞዝካ ዝውሰድ ሚእታዊት (%) ኣታዊኻ እዩ።
ብክፍሊ ግብሪ ከከም ኩነታትካ ዝሕሰብ ኮይኑ ኣብ ውልቃዊ ቦታኻ ኣብ impots.gouv.fr ፣ ኣብ ትሕቲ "Manage my withholding tax" ዝብል ኣርእስቲ ይርከብ።

ብ2 ኣማራጺታት ክትቅይሮ ተኽእሎ ኣሎካ፤

  • ኣብ መንጎ እቶም 2 ሰባት ኣብ ሓደ ግብሪ ዝኽፈል ስድራቤት ዓቢ ፍልልይ ኣታዊ እንተሃልዩ፡ እቲ ናይ ምቑራጽ መጠን ኣብ ክንዲ እቲ ሓደ ደረጃ (ንኽልቲኦም ሰባት ሓደ ዓይነት ደረጃ) ውልቃዊ ክኸውን ይኽእል (ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዝተፈላለየ ደረጃ ዘለዎ)። እቲ ደረጃታት ብክፍሊ ግብሪ እዩ ዝሕሰብ።
  • ሰራሕተኛ እንተኾንካን ንውልቃዊ መጠን ምጉዳልካ ንኣስራሒኻ ክትሕብር እንተዘይደሊኻን፡ "ገለልተኛ" ደረጃ (= ብሕታዊ ዘይኮነ) ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ። ብድሕሪኡ ክፍሊ ግብሪ ኣብ እዋን ምትዕርራይ ነቲ ፍልልይ ይሕስቦ።

ጽቡቕ ምፍላጥ!

: ቀጥታዊ ደቢት ሬትካ ክትቅይር እንተዘይደሊኻ፡ ኣብቲ ፍሉይ ቦታኻ እትወስዶ ስጉምቲ የብልካን። ክፍሊ ግብሪ ብኣውቶማቲክ ክሕስቦን ክጥቀመሉን እዩ።

ምስ ክፍሊ ግብሪ ተወከሱ

ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ናብ ኣገልግሎት ሓበሬታ ግብሪ ብስልኪ ቁጽሪ 0809 401 401 ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡30 a.m ክሳብ 19 p.m (ብዘይካ ህዝባዊ በዓላት)።

ጽቡቕ ምፍላጥ!

ቅድሚ ምድዋልኩም፡ ቁጽሪ ግብሪኹም ኣብ ጥቓኹም ውሰዱ። ፋይልካ ረኺቡ ንጹር መልሲ ክህበካ ክሕተት እዩ።

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
58 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
22እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Comité de la Démarche Accessible

Comité de la Démarche Accessible