ምስ COSOL (Colocations Solidaires) - ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ መንበሪ ገዛ ንምርካብን - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ መንበሪ ገዛ ንምርካብን

ምስ ምስ COSOL (Colocations Solidaires)

ኣዳላዊ Fondation de Nice ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እምበኣርከስ ንምርካብ ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ዝንኾኑ ሰባት ኩለመዳያውን ብሕታዊን ደገፍ ንምርካብ ምሕጋዝ፤

  • ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና
  • ምርካብ ማሕበራዊ ኣባይቲ
  • ከምኡውን ምስ ደጋፊ ኣአንጋዲ መንበሪ
  • ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ይፍጽሙ፡ ጥዕና፡ ማሕበራዊ ሓገዝን ኣገባብን ወዘተ ምፍላጥ።
ምፍላጡ ዘገድስ፣ ናይ ሓባር መንበሪ colocation solidaire ብምባል ዝፍለጥ ኣገባብ ናይ ኣነባብራ ምስ ካልኦት ሰባት ኣብ ሓደ መንበሪ ክትነብር የኽእለኩም ።
እዚ ማለት ኩሉ ሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ክፍሊ ኣለዎ፡ ከማኡውን ኣብ ካልኦት ክፍልታት ድማ ብሓባር ምጥቃም ይኽእል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሓገዝ ርከቡ ማሕበራዊ ኣባይቲ ኣብ ምድላይ
  • ምክትታል ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዝሕግዘኩም ሓገዝ ርከቡ

  • እዚ ን ምርካብ መንበሪዝግበር ደገፍን ምክትታልን ንምውህሃዝኩም ዝሕግዝ መደብ እዩ።
  • ድሕሪ መንበሪ ገዛ ምርካብ ኣብ ምቕማጥን ምስ ኣገባባትን ሓግዝ (ሓገዝ ኣባይቲ)።

  • ድሌትኩም ዝኾነ ማሕበራዊ ደገፍ፡ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ (ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት፣ ፋይል ንምምላእ፣ ሰነዳት ምድላው ወዘተ) ንምርካብ የኽእለኩም
  • ናጻ ብምዃንን ነቲ ኣገባባት በይንኹል ምፍጻምን ዝገልጽ መግለጺታት እውን ንምፍላጡ ሓገዝ ትረኽቡ።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድ ናይ ስራሕ ሰዓታት :
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 12 p.m. ከምኡ’ውን ካብ ሰዓት 13፡15 ድ.ቀ. ክሳብ 17፡30 ድ.ቀ.
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • domaine d'activités asile et inserionኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gaydarskiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles