ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላት ምርካብ ኣብ ኣገባባት ሓገዝን
ምስ ምስ Accompagnement global des déplacés ukrainiens de la métropole de Lyon
ኣዳላዊ ADN-Ukraine (association des nouveaux arrivants d'Ukraine) , Préfecture du Rhôneኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 jours
ምርካብ ንዝተመጣጠነን ብሕታዊን ደገፍ ንኣብዝስዕቡ ነገራት፤
- ምህላው ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላትካ፡ ኣገባባትን ጠቓሚ ኣገልግሎታትን ሓበሬታ ንኽህልወኩም ምግባር
- ከከም ኩነታት ናይ (ስራሕ፡ ስልጠና፡ መንበሪ ገዛ) ኣብ ግምት ዘእተወ
- ነቲ ኣገባባት ብቐሊሉ ንምርዳእ ንኽትክእሉ ዝዓለመ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ሰሙን 2 ክፍለ ግዜታት ኣለዉ ፡ ሓሙስን ቀዳምን ድሕሪ ቀትሪ .
ቆጸራ ንምሓዝ ክትምዝገቡ ኣለኩም።
ቆጸራ ንምሓዝ ክትምዝገቡ ኣለኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 14 Places Jules-Grandclément, 69100 Villeurbanne, France
- contact@adn-ukraine.fr
Passer la carte
Chargement de la carte...
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ
መንበሪ ገዛ
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምጥላብ ገንዘባዊ ሓገዝ
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ስራሕ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
utilisateur_146186ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
Mimi63ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት