ምስ ኣሲስታን ሶስያል ቆጸራ ንምሓዝ
እንታይ ኢዩ?
ኣኢስታንስ ASS ኣግልግሎት ን ኣብ ቁጠባ ፣ ሓፈሻዊ ናብራ ፣ ናይ ጥዕና ፣ ስነ ኣእምራዊ ካ እን ን ዝተጸገሙ ይሕግዝ ::
ናይ ምኽሪ ሓገዝ ክልግስልኩም ቆጸራ ሒዝኩም ዝርርብ ክተብገትኽእሉ ድሕሪ`ዚ ናይ ዝምልከቶ ኣካል ናትኩምሕቶ ክምልሱ ዝኽእይሕብርኹም ::
ን ኣፍልጦ !
ኣብኡ ፍፈለላዩ ዓይነት ናይ ሓገዝ ናይ ኣብ ናይ መንበሪ ፣ ስራሕ ምትእታው ፣ ጥዕና ፣ ሞጎዓዝያ ፣ ክንክን ንህጻናት ፣ ብዛዕባ ምሕደራ ናይ ቁጠባ ፣ ኣብ ልቓሕ ፣ ዝኾነ ዓቕሚ ርእሰ ምሕደራ ምስ ንስእን ምኽሪን ኣገልግሎትን ይህብ። :\
ብኸመይ መንገዲ ሓደ\ሓንቲ ኣሲስታንስ ሶሲያል ክንረክብ ንኽእል ?
•ናይ ን ኡስ ዞባ ጨንፈር ሰ ሲ ኣ ኤስ CCAS ሶስያል ናይ ከባቢኹም\ኽን
•ምስ ናትኩም ን ኣማKerti ( ናይ ዞባዊ ደባርትሞ )
•ኣብ ቤት ጽሕፈት ናይ ካፍ ከባቢኹምን ዘሎ
•ከም ኡውን ሶሲያል ክትረኽቡ\ባ ትኽእሉ\ላ ( ኣብ ማእከል ሰ ፒ ኣ ኤም (CPAM)ሓፈሻዊ ውሕስነት ናይ መድሃኒት ፣ ኣብ ማእከል ሕክምና ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዪንቨርስቲ መደብ ሓገዝ les CROUS ለ ክሩስ ፤ ሓፈሻዊ ናይ ሕክምናዊ ቦታ፤ ግዝያዊ እስርቤት ፣ ቤት ትምህርታት ፣ ናይ ዞባዊ መንበሪ ንስኩላን ፣ ቤት ጽሕፈት ሚስዮን ሎካል ::
ን ኣፍልጦ!
- ምስ ኣየንይቲ ቤት ጽሕፈት ወይ ኣቃውማ ከም ትራኻቡ እንተ ጠፊእኩም ናብ ከባቢኹም ዘሎ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ላ ሜሪ ደውልኩን ተወከሱ ::
ን ኣብነት ሴ ሲ ኣ ኤስ CCAS ናይ ን ኡስ ዞባ ምምሕዳር ብነጻ ሓፈሻዊ ደግፍን ምክትታልን ኣግልግሎት ክህብክኹም\ኽን ይኽእሉ ፣ ከም ኡውን ቤት ጽሕፈት ካፍ ንኵሉ ሕቶታት ኣብ ምስላጣት ምስ ስድራትቤታዊ ዝተኣሳሰር ንክፍጸም ሓገዝ የብርክቱ ::
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ብኸመይ ይኸውን
ቤት ጽሕፈታት ናይ ካፍCAF ፣ ኮንሰይ ዴብርትንሜት ኣማኻሪ\ት ናይ ዞባ ወይ ቤት ጽሕፈት ናይ ንኡስ ዞባ ሴ ሲ ኣ ኤስ ፣ ኣብ ከባቢ CCASመንብሪ ገዛኹም\ኽን ዝቀረበ ምርካብ ::
ን ቤት ጽሕፈቱ፣ ዞባዊ ቤት ጽሕፈት ፤በዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምብጻሕ ሓፈሻዊ ኣግልግሎት ናይ ዓመታዊ ሓበሬታት ክትረኽቡትኽእሉ :: : https://lannuaire.service-public.fr/
- መንበሪ ገዛኹም CCAኽን ሰ ሲ ኣ ኤስ ናይ ን ኡስ ዞባ እንተ ደሊኹም ፣ ኣብ ሊንክ ኣንወር ዝብል ጠውቑድሕሪ ናብ ኬስ ኪ ንመን ዝብል ጠወቑ፣ ኩዋ እንታይ ዝብል ሕቶ ክምጻኩም ኢዩ ፣ መልሲ ሜሪ ኢልኩም ጸሓፉ፣ ::
- ኣብ ካስ ኡ ዝብል ኣበይ ማለት ኢዩ ፣ ሊንክ ጠውቑ\ቓ ናይ ከባቢኹም\ኽን ዘሎ ቤት ጽሕፈት ሜሪ ስም ከተማ ጸሓፉ፣
ን ቤት ጽሕፈት ናይ ካፍ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ኣድረስ ክትበጽሑ ትኽእሉ\ላ : https://www.caf.fr/
- ድሕሪ ናይ ኣብ ሊንክ ምጥዋቕ ፣ ናይ ከባቢ ኮድ ፖስታል የእትው፣ ኣብ ማ ካፍ ዝብል ጠውቑ፣ ኣብ ላዕሊ ብየማን ኣለኩም፣ ኮንታክት ማ ካፍ ምስ ካፍ ይራኸብ ዝብል ጠውቑ ፣ ኣብ ታሕቲ ብንእሽተይ ምልክት ፣ ወይ ኮንታክት ኑ ዝብል ን ዓና ርኸቡና ዝብል ጠወቑ፣ ድሕሪ ናትኩም ድሕረ ባይታ ሓበሬታት ጸሓፉ ፣ (ቁጽሪ ተሌፎን ፣ ኢመይል ኣድራሻ ) ::
ምስ ኣሲስታንስ ሶሲያል ንምርኻብ ቆጸራ ይሕዝ
ዝያዳ ሓበሬታት ብዛዕባ ኣሰራርሓ ንምፍላጥ ምስ ሰራሕተኛታት ኣሲስታንስ ሶሲያል ናይ ካፍ ወይ CCAS ሰ ሲ ኣ ኤስ ወይ ናይ ዞባዊ ኮንሰይ ደብርትሜንት ንምርኻብ ክትድወሉ\ላ ወይ ብኣካል ክትቀርቡትኽእሉ ::
ብትህብዎ ሓበሬታት ከ ከም ኵነታቱ መልሲ ወይ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ሓበሬታት ክህብኹም\ኽን ይኽእሉ\ላ ::
ን ኣፍልጦ!
ብ ኣካል ኬድኩም ሓገዝ ኣብ ምሕታት ክትሰከፉ የብልኩምን፣ ፣ ወላ ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ኣብ ምዝራብ ጸገም ይሃልኹም፣ ኣብ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ኣሲስታን ሶሲያል ክሕገዘኩም እዮም ::
ብድሕሪኡ ዝቅጽል
ናይ ቆጸራ ኣብ ግዜኹም ተረኸቡ
ናይ ቆጸራ መዓልቲ ሰዓትን ምስ ወሰንኩም ምስ ኣሲስታንስ ሶሲያል ፣ ብዛዕባ ኵሉ ዘጋንፈኩም ሽግር ፍታሕ ንምርካብ ክተዘራርቡ ትኽእሉ ::
ን ኣፍልጦ !
ምስ ናትካ ጉዳይ ዝተኣሳሰር ዶክሜንት ክትርስዕ\ዒ የብልካ ንኣብነት ብዛዕባ መንበሪ ናይ ገዛ ፣ ናትኩም ኣታዊ ናይ ዝሓለፈ ሰልስተ ኣዋርሕ ፣ ቀረጽ ናይ ግብሪ ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፣ ፋክቱር ፣ ካልእን ዓይነት ሰንድ ጭብጢ ከተቅርቡኣለኩም
ኣሲስታን ሶሲያል ኣብ ናይ መጀመራያ ቆጸራ ግዜ ዘድሊ ሓበሬታ ሃቡ ::
ኣብ ናይ ቆጸራ ግዜ ቃል መሕትት ኣዋን ፣ ኵሉ እቲ ክማላእ ዝግብኦ ነገራት ንምግባር ሓደ ነጥቢ ክትገብር ትኽእል ኢያ ፣ ኣብ መስርሕ ናይ ምስላጥ ክሕግዘኩ ይኽእል ፣ ምኽሪ ምስ ናትኩም ዝኸይድ ሓበሬታት ፣ ንጸገማት ፍታሕ ምርካብን ናይ ሓገዝ ኣግልግሎት ክትህብኹም ይኽእሉ ::