Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ዜጋታት ፈረንሳ

ብወግዓዊ ትርጉም ፣ ዝተተርጎመ ዶኩመንት ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ ሓያሎ ናይ ምምሕዳራዊ ጉዳያት ኣብ ፈፈንሳ ነቶም፣ ብቋንቋ ዓድኹም ዝተጻሕፉ ሰነዳይ ፣ ወግዓዊ ትርጉም፣ traduction "certifiée" ወይ "assermentée" ዝበሃል ፣ ዓይነት ኣተራጉማ፣ ናይ ግንዳ እዩ ከድልዮ። .

ሓደ ውግዓዊ ትርጉም ፣ a ብ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ዝተዳነየ፣ ክኸውን እውን ይግባእ።

እዚ ማለት ድማ፣ ንብ ሓደ ወግዓውያን traducteur assermenté (ካልእ ስሞም ድማ “traducteur agréé”) ተባሂሎም ዝጽውዑ፣ ምስ ዝትርጎም እዩ ውግዓዊነት ዝላበስ።

  • ወግዓውያን ሰነዳት ከም እኒ : መንነት ወረቐት፣ ናይ ቤተሰብ ኩቦን፣ ናይ ዕለተ ልደት ሰርቲፊኬታት …ወዘተ
  • ናይ መሰል ሰነዳት ወይ actes notariés : ኑዛዜ፣ውርሻ፣ ናይ መሸጣ ውዕላት ወዘተ…
  • ናይ ቤት ፍርዲ ሰነዳት፣ : ናይ ውሳኔ ሰንድ, ፍርዲ፣ ፍትሕ , ውሳኔን ክሲ ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን ካልእን…
  • ወግዓውያን ናይ ስራሕን ትምህርቲን ሰነዳት : ውዕል ስራሕ፣ ,ወግዓዊ ኩነታት ናይ ዕድጊ፣ ናይ ዋንነት ኩናታት ናይ ትካል ወዘተ…
  • lናይ ምምሕዳርን ፣ ካልእ ሰርቲፊኬታትን፣ መምርሒ ፍቓድ ናይ መኪና፣ ናይ ትምህርቲ ሰርቲፊኬት ወዘተ…!

ምፍላጡ ዘገድስ፣ ኣብ ፍራንስ እቶም ከምዚ ዓይነት ተርጎምቲ ወግዓዊ ሊስታ ኣለዎም

liste officielle.

ነስተውዕል፣ እዚ ኣገልግሎት እዚ ፣ ትይኽፈሎ እዩ : lእቲ ዋገ ድማ ከከም ዶክሜንቱን ዓቐን ወይ ብዝሒ ቃላት ናይቲ ትርጉምን ይፈላለ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ፈለማ እቲ ክትርጎመ ዘለዎ ሰነድ፣ t ብoብ ወግዒ ወይ ድማ ብዘይ ወግዓዊ ፣ ትርጉም ከም ዘድሊ ኣረጋግጹ።

እዚ ድማ ከከም ሰነድ ይፈላለየ እዩ፣ እንተደኣ፣ ብቲ ከተቐርብዎ ዘለኩም ሰነድ፣ ወግዓዊ ምዃኑ ዝሕብር : እንተደኣ "traduction assermentée” ou “traduit par un expert agréé”, ዝብል ሃልይዎን ዘይብሉን ኣረጋግጹ።.

i

ምፍላጡ ዘገድስ፣

ገለ ገለ ሰነዳት ናይ ኢዝውሮጳዊ ሓብረት l'Union européenne ፣ ውወግዓዊ ትርጉም ክህልዎ ናይ ግድን ኣይኮነን፣ ንዝያዳ ሓብሬታ ኣብዚ ተወከሱ፣ sur le site e-justice

.

ናይ ኣብ ጥቓኹም ዘለዉ ዝርዝራት ናይ ወግዓውያን ኣትርጎምቲ ናይ traducteurs agréés est nationale ንምርካብ .

እዚ ዝስዕብ መስርሕ ተኸቲልኩም ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።

  • ናብ sur l’annuaire des juridictions en France, ጠውዑ
  • ስም ናት እትነብርሉ ቦታ ወይ e code postal,ጸሓፉ፣
  • ኣብ "Rechercher" ጣውቑ
  • ኣብቲ ሊስታ ወይ ዝርዝር ተወከሱ።

ኣብ ensuite sur cette page ምስ ከድኩም። ነቲ " ናይ ኩሎም ኣተርጎምቲ ኣድራሻ ወዘተ ኣለዎ።…" ናይ ኣከባቢኹም ርኸቡ

  • ድሕሪኡ ነቲ l’annuaire des experts agréés : ዝብል ምስ ረኸብኩም እቲ ዝርዝራቶም ክመጸልኩም እዩ
  • ኣብቲ "H - Interprétariat - Traduction" ዝብል ኣተኩሩ፣ (ወይ cliquez ኣብ Ctrl + F ኣብ ሓደ ኣዋን ተውቑ፣ ድሕሪኡ ,እዚ “traduction”፣ ዝብል ቃል ጸሓፉ ምእንቲ ብቐሊሉ ክትረኽብዎ )
  • ኣብቲ sommaire. ጠውቑ
  • እቶም ተርጎምቲ በብ ቋንቁኦም ተመዲቦም ኣለዉ.

ኣስተርጋሚ\ት ምስ መረጽኩም ፣ በቲ ተጻሒፉ ዘሎ ኣድራሻ ሓበሬታ ቆጸራ ሓዙ ::

ናይ ቆጸራ ግዜን ክፍሊት ዋጋን ይፈላለ እዩ ፣ ምስ ኣሰተራጋሚ\ ትርክብ ምስ ገብረኩም ስምምዕ ንምግባር ተወሳኺ ሓበሬታት ክትረኽቡ ትኽእሉ ::

ምፍላጡ ኣገዳሲ !

ኣይትረስዑ ፣ ዋጋ ናይ ምትጓም ንሓደ ወረቐት ከም ኵነታቱ ብዝሒ ገጽ ናይ ዶክሜንቲ ይፈላለ :: ከምኡ ኣውን ናይ ምትርጓም እዋን እውን ብብዝሒ ስራሕ ክዳናጎ ይኽእል እዩ

ብድሕሪኡ’ከ ?

እቲ ወግዓውነት ናይ ምልባስ መስርሕ፣ pን ገለ ሓበሬታት ምጽራይ ምስ (ን ኣብነት ቅኑቕነት ናይ ፌርማ፣ ን ምስትኽኻል ፌርማ ፣ ወ.ዘ.ተ.) ከምኡውን፣ ን ምኽባርን ምኽታልን (ማለት “ሕጋውነት” ን ምርግጋጽ).

ን ካብ ፈረንሳ ወጻኢ documents étrangers ናይ ወጻኢ ሰነዳት ፣ ናብ ምምሕዳራዊትካላት ፈረንሳ ዘቕንዑ ምስ ዝኾኑ፣ ናብ ተወከልቲ ሃገራት ዘሎ ኣብያተ ጽሕፈታ tableau récapitulatif des règles par pays. ኣብዚ ዘሎ ዝርዝር ምውካስ ይከኣል።

ኣብ መወዳእታ፣ ሓደ ወግዓዊ ማሕተም ንምውቃዕ ነቲ ሰነድ የጽድቖ።

i ምፍላጡ ዘገድስ:

ን ወግዓውነት ምልባስ፣ ሰነድ፣ እቲ ቋንቋ ፣ፈረንሳ ክኸውን ኣለዎ። እቲ ትርጉም ድማ፣ብ ሓድ ወይ ሓንቲ traducteur agréé ማዕርግ ዘለዎ ዝተተርጎመ ክኸውን ኣለዎ ቅድሚ ወግዓውነት ምልባሱ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
fatma bouhejbafatma bouhejbaምምሕዳር
andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
mariammariamተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት