ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምምሃር ሞያ ኢደ ጥበብ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ንምስራሕ ኣብ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ንምስራሕ ስልጠና ርኸቡ
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ስልማት ፡ ስፌት ወይ ጥልፊ ስራሕ ንምቕጻል ክእለትካ ኣበራብሩ ምእንቲ ን ስራሕ ኣብ ዘውህበኩም ምእንቲ ክኸውን
ምስልጣን ምውሳድ ንምስራሕ ጫማ
ምስልጣን ን70 ሰዓታት ዝጸንሕ ሌላ ምስ ሞያ ምፍራይ ጫማ ኣብ ኢንዱስትሪ ጫማ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ስፌትን ፋሽንን ንምስራሕ ዝጠቕም
ምርካብ ስልጠና ምስታፍ ሞያ ስፌትን ፋሽንን ንምስራሕ ብቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምውሳድ
ምምሃር ንምሻጥ ዕምባባ ንምዃን ብቋንቋ ፈረንሳ
ስልጠና ናይ ፈረንሳ ስልጠና ንደቂ ኣንስትዮ ዕምባባ ሸያጢ ክኾና ዝደልያ
ምስልጣን ተሓጋጋዚ ሰራሕተኛ እንዳ ዕምባባ ንምዃን
ምርካብ ስልጠና ናይ 3 ወርሒ ሞያዊ ስልጠና ንደቂ ኣንስትዮን ካልኦት ክሕገዙ ዘለዎም ሰባትን ዓለመ።
ሞያ ንምምሃር ዝግበር ስልጠና
ኣብ 8 ሞያ፡ ጽባቐን ጸጉሪ ርእሲ፡ ምሻጥ ዕምበባታት፡ መካኒክ፡ እንዳ ባኒ፡ እንዳ ድኳን ፣ ፓስተን ኬክን ሰራሒ ፡ ብሓፈሳ ኣሻያጢ ወይ ኣሻያጢት ፡ ቤት ብልዒን ፡ እንዳ ስጋን እዩ
ምምሃር ሞያ ስፌትን ፋሽንን ንምስራሕ ፈረንሳ
ንምስታፍ ስልጠና ኣብ ስራሕ ኣብ ሞያ ስፌትን ፋሽንን ንምስራሕ ብቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ንምውሳድ ከኣሉ
ልምምድ ከም ተሓጋጋዚ ምስንካት ሕብስቲ ንምዃን ምኽኣል
ኣብ ንናይ ምስንካት ሕብስቲ ሞያታት ምልምማድን ምድላዋትን (ሓጋዚ ዳቦ፣ ሓጋዚ ዑደት)
ምስታፍ ኣብ መደብ ምውህሃድ ስነጥበባውያን
ምርካብ ዕድል ምስ ክኢላታት ተራኸብ፣ ምኽሪ ውሰድ፣ ስነ-ጥበባዊ ስራሕ ንምትብባዕ ተወፋይነት ዘለዎ ስጉምትታት ውሰዱ
ምስራሕ ኣብ ኢንዱስትሪ ዕንጨይቲ ደገፍ ምርካብን
ብኽፋል ግዜ CDDI ሲዲዲኣይ ኣብ ጽላት ዕንጨይቲ፣ ምስ ስራሕ፣ ስልጠናን ደገፍን።
ምርካብ ደገፍ ኣብ ስርሓት ምስባርን ምውቃርን እምኒ ንምስራሕ
ምካብ ሓገዝ ን ስልጠና ኣብ ሞያታት እምኒ፣ ፕሮጀክት ውህደት ኣብ ምሕዳስ ዝተሃነጸ ቅርስታት፣ ምስታፍ
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምህላው ናይ ውልቂ ሕሳብ ናይ ስልጠና (CPF)
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን ዘኽእል ስልጠና ምርካብ ኣብ ሆስፒታል እናተኸፈልኩም ንኽትሰርሑ ልምምድ ዝሰርሕ ተማሃራይ ደረጃ ይህልወኩም።
ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ስራሕ ዘትሕዝ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብን ዘአኽእል ስልጠና ውሰዱ
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ብ ፖአምልዋ Pôle emploi ዝምወል ናይ ኦን ላይን ትምህርቲ ንምርካብ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ስልጠና ን ስራሕ ምኽሻን መግቢ
ምስልጣን ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ 6 ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ናይ ስልጠና መደብ ኣብ ኦንላይን ሓድሽ ክእለት ንምጥራይ
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,