ምስራሕ ኣብ ኢንዱስትሪ ዕንጨይቲ ደገፍ ምርካብን
ምስ ምስ Association Bois Debout
ኣዳላዊ Association Bois Debout ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуኣብ ዓውደ መጽናዕትን ውህደትን ቦታ (ACI) ናይ ምስራሕ ተኽእሎ፡ ንኣብነት ኣብ፤
- ምእካብን ምፍላይን ካሴታ
- ምፍራስ ኩሉ ዓቐን ዘለዎም ፓለታት
- ምፍራይ ምምስራሕ
- ናይ ውሽጥን ናይ ደገን ፍርናሽ ብሕቶ ምፍራይ ምኻኣል ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ዝቐረበ ውዕል ካብ 4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ CDDI (ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕል) ኮይኑ፡ብኽፋል ግዜ ዝሰርሕን ዝሕደስን እዩ።
ምልመላ ኣብ ምሉእ ዓመት ይከኣል እዩ።
ምልመላ ኣብ ምሉእ ዓመት ይከኣል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- Imp. de Londres, 53000 Laval, France
- 02 43 49 05 26
- contact@boisdebout53.fr
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
bois-deboutኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት