ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ስፌትን ፋሽንን ንምስራሕ ዝጠቕም
ምስ ምስ Avec Mod'Action groupe 2 (A1/A2)
ኣዳላዊ Langues Plurielles , Espace Proximité Emploi, Ministère de la Culture, Ville de Paris, DRIEETS Ile-de-Franceኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 joursኣብ ሞያታት ስፌትን ፋሽንን ንዝሰርሑ-ወይ ክሰርሑ ንዝደልዩ-ውልቀሰባት ዝወሃብ ናይ 5 ኣዋርሕ ስልጠና ኮርስ፣ እዚ ድማ፤
- ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምርካብ ሞያዊ ደገፍ
- ምኻል ንምስታፍ ባህላዊ ንጥፈታት።
ምፍላጡ ዘገድስ !
ምዃን ኣብቲ መደብ ንምስታፍ ግድን፤ - ምርካብ ኣብ ፓሪስ ምንባር (ኣድራሻ ወይ መንበሪ) ወይ ስራሕ - ናይ ሕጂ A1 ወይ A2 ደረጃ ፈረንሳ (ብዘረባን ብጽሑፍን) ክህልዎም። እቲ ስልጠና ብዘይ ክፍሊት እዩ ማለት ፣ ኣኣይትኸፍሉ ወይ ኣይክፈለኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ምርካብ ብጥበብ ናይ ዝዕየ ሞያ ስልጠና፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
langues pluriellesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
bissoተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
jospribተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት