ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 12 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምስራሕ ኣብ ክንክን ኣትክልቲ ወይ ሓምላይ ቦታታት ወይ ህንጻ ምስራሕ
ምስታፍ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ኣብ ውህደት ፕሮጀክት፣ ህንፃ፣ ሓምለዋይ ቦታታት፣ ኣታኽልቲ ወይኒ፣ ምምሕዳራዊ፣ ሞያዊ ፕሮጀክት
ምስራሕ ኣብ ህንጻ ወይ ሓምላይ ቦታታት ምስራሕ
ምርካብ ስልጠና፣ ቀባኢ ውዕል ኣብ ሓደ ናይ ውህደት ቦታ፣ ሰራሕ እምኒ፣ ቆራዲ ዕንጨይቲ ንምዃን፣ ብውልቃዊ ደገፍ
ምርካብ ደገፍ ንስራሕን ሓገዝን
ምርካብ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ኣብ ውህደት ፕሮጀክት፣ ውልቃዊ ኣገልግሎት፣ መካኒክስ፣ ኣገባባት፣ ሞያዊ ፕሮጀክት
ምስራሕ ኣብ ጽላት ዳግመ-ሕደሳ ፣ ወይ ሰከንድ ሃንድ ምስትፋ
ንምርካብ ቀዋሚ ውዕሊ ስራሕን ውልቀ ድጋፍን፣ ፅገና፣ ፅሬት፣ ምፍላይ ዓለባ፣ ባዮ-ጎሓፍ፣ ተኽሊ
ምርካብ ስራሕ ኣብ ጽላት ናይ ጽሬት
ምካብ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ውህደት (CDDI) ን6 ኣዋርሕ ከም ወኪል ጽሬት ኣብ ኣገን ኣብ ፕሮጀክት ውህደት
ስስልጣን ፣ ንሞያ ወኪል ሕክምና-ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ብሬስት Brest
ምርካብ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ንምስራሕ ስልጠና፡ ሞያዊ መዓርግ፡ ዲፕሎማ DCL FLE
ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ሞያ ክስልጠና
ምእንቲ ዝኽፈል ስልጠና፡ ሞያዊ ዲፕሎማ፡ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ምምሕዳራዊ ደገፍን መንበሪን
ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ደገፍወይ ሓገዝ ውሰዱ
ምፍላጥ ብከመይ እገባብ ስልጠና ወይውን ስራሕ ፡ ምርካብ ከም ዝከኣልን፣ ከምኡ ውን ምስ ወሃብቲ ስራሕ ትካላት ከምእትራኸቡን ይሕብር
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምህላው ናይ ውልቂ ሕሳብ ናይ ስልጠና (CPF)
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ምኽኣል ከም ልምምድ (FFI) እናተዋሳእካ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ምህላው ኣብ ሆስፒታል ክትሰርሕን ክፍሊት ክትረክብን የኽእኩም።
ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ስራሕ ዘትሕዝ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብን ዘአኽእል ስልጠና ውሰዱ
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ምስልጣን ብኦን ላይን ወይ ብ ኢንተርኔት ትምህርቲ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉሳላ ፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi)፡ ብዛዕባ ብነጻ ብኢንተርነት ብዛዕባ እቶም ብመቑጸርቲ ኣዝዮም ተደለይቲ ስራሓት ተማሃሩ፡ ኣፕሊኬሽን ዲቨሎፐር፡ ዳታ ተንታኒ፡ ሶፍትዌር ቴስተር...
ምምሃር ሞያ ኢደ ጥበብ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ምጥራይ ናይ ስልጠና መደብ ኣብ ኦንላይን ሓድሽ ክእለት
ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,ናብ ዕዳጋ ስራሕ ንምእታው ብኢንተርነት ስልጠናን ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብን ተዳሎ። ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝረኸበ ወግዓዊ ዲፕሎማ። ሰሙናዊ ደገፍን ምክትታልን ።