Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስልጣን ናይ ጽሬት ስልጠና ኮርስ ግበር

ምስ ምስ ESPACE PROPRETE

ኣዳላዊ ESPACE PROPRETE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

እዚ ናይ ጽሬት ውህደት ትካልና ንክሰርሑ ዝደልዩ ዝተዳለወ እዩ፤

  • ምእንቲ ምህላው ሞያ ወኪል ጽሬት ንምምሃር ስልጠናታት ይወሃብ
  • ከምኡ’ውን ኣብ ኣገባባትካ ዝግበር ደገፍ (ምዕራፍ፡ ክንክን ህጻናት፡ ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ፡ ቀዋሚ ስራሕ ምርካብ ወዘተ)

ንምንታይከ የዘገድስ?

Espace Propreté ናይ ስልጠና ትካል እዩ = ትሰርሑን ስልጠና ንህበኩምን፤

  • MCCP: ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ቴክኒካዊ ቃላት ሞያ ወኪል ጽሬት ንምምሃርን።
  • TFP ወኪልAgent de Propreté ou Agent d'Entretien Rénovation et Propreté, ኣብ ፈረንሳ ከም ወኪል ጽሬት ኣፍልጦ ዘለዎ ዲፕሎማ ክህልዎ የኽእል ።

ናይ ምውህሃድ ትካልና ዋላ ኣብ ጽሬት ተመኩሮ እንተዘይብልኩም ብሓጎስ ይቕበለኩምን የሰልጥነኩምን።

ንግሆ ካብ ሰዓት 6 ምሸት ምሸት ድማ ክሳብ ሰዓት 19 ክትሰርሕ ኣለካ።

ምህላው ተልእኾ ናይቲ ውህደት ኩባንያ ን24 ኣዋርሕ ክድግፈካን ኣብ መወዳእታ ናይ 24 ኣዋርሕ ርጉእ ስራሕ ክትረክብ ክሕግዘካን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ሲቪኹምCV ብኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም።

joanna.pastor@proprete-espace.fr ዝብል ጽሑፍ ኣሎ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • espace propreteኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • annabatoevnaተርጓሚ/ሚት

Liens utiles