ምርካብ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ ዕድል ደገፍ
ምስታፍ ኣብ ሙልሃውስ ንዝነብሩ መንእሰያት ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ስልጠና ወይ ስራሕ ኣብ ምርካብ ዝግበር ደገፍ። ኣብ ስፖርትን ካልእ ንጥፈታትን ናይ ምስታፍ ዕድላት።
መድለዪ - Réfugiés.info
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 153 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምስታፍ ኣብ ሙልሃውስ ንዝነብሩ መንእሰያት ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ስልጠና ወይ ስራሕ ኣብ ምርካብ ዝግበር ደገፍ። ኣብ ስፖርትን ካልእ ንጥፈታትን ናይ ምስታፍ ዕድላት።
ምስታፍ ኣብ ሰሙን ክልተ ድሕሪ ቀትሪ ትምህርቲ ፈረንሳ ንምምሃር። ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ ዝሕግዙ መብርሂታት፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ምስ ማእከል ማሕበረሰብ
ምኽሪ ምርካብ ኣብ ሰሙን ክልተ ናይ ምሸት ትምህርቲ ፈረንሳ ንምምሃር። ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ ዝሕግዙ መብርሂታት፡ ንመዓልታዊ ዕማማት ዝኸውን
ምኽታል ዜጋ ፈረንሳ ክኾኑ ንዝደልዩ ስደተኛታት ምድጋፍ። ምርካብ ክብርታትን ታሪኽን ፈረንሳ... ኣቀራርባ መስርሕ ናቹራላይዜሽን
ምምሕያስ ቋንቋ ፈረንሳ (ካብ ደረጃ ምጽሓፍን ምንባብን ክሳብ B2) ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃርን ንምምሕያሽን፡ ምስ ንጥፈታት፡ ምልውዋጥን ባህላዊ ምውጻእን።
ምስታፍ ኣብ ፈስቲቫል መግቢ ስደተኛታት ዓመት መጸ ካብ መላእ ፈረንሳ ዝመጹ ስደተኛታት ኣሰልጠንቲ ምግቢን ናይቲ ከባቢ ሼፋትን ኣኪቡ ኣሰራርሓ መግቢ ንምክፋል፡ ሓደስቲ ሰባት ክራኸቡን ጽቡቕ ግዜ የሕልፉን ንዕድም ...
ምኽኣል ፊደላት፡ ንባብ፡ ምጽሓፍ ንዝሓሸ መዓልታዊ ርክብ፡ ዓውደ መጽናዕትታት ስነ-ጥበብን ባህላዊ ምውጻእን ምእንቲ ክትገብሩ።
ምስታፍ ኣብስፖርት፣ ጸወታ፣ ባህላዊ ምብጻሕ ታሪኻዊ ቦታታት ፣ ኢደ ጥበብ፣ ሙዚቃ፣ ትያትር፣ ማሕበራት ኣብታ ከተማ...
ምኽኣል ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ብደረጃ (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ርክብ) ንመዓልታዊን ሞያዊን ህይወት፡ ንጥፈታት፡ ምኽሪ
ምስታፍ ኣብ ኣብ ቦርዶ ዝርከባ መንእሰያት ወጻእተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ውልቃውን ሞያውን ህይወተን ናጻ ንኽኾና ዝካየድ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ኣኼባታትን ምኽርታትን ምእንቲ ክኽእላ
ምስትታፍ ንኻልኦት ምስ ተልእኾ ሲቪክ ኣገልግሎት ንምሕጋዝ ከም ጋንታ ስራሕ። ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሽ ንመጻኢኻ ድማ ተዳለዉ
ምኽኣል ንስድራቤታት ስደተኛታትን ነቶም ሓደስቲ ናብ ፈረንሳ ዝኣተዉን ተቐባሊ ቦታ: ቆልዑን ወለድን ክጻወቱ ምኽኣል : ተመኩሮታት ከካፍሉ ይኽእሉ: ምስ ካልኦት ስድራቤታት ክራኸቡ: ከምኡውን ኣብ ናይ ወለዲ ተራኦም ደገፍ ።
ምኽኣል ምስ ሓደ ቋንቋ ዝዛረብ ሰብ ፈረንሳ ክትመሃር ይቐልል። ክትሕግዝ መምህር ክትከውን ትኽእል ኢኻ፡ ወይ ድማ ናይ ገዛእ ርእስኻ ፈረንሳ ከተመሓይሹ።
ምምሃር ምዝዋር ሙዚቃ InReVe ንስደተኛታት ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ኣብ ናይ ማሕበረሰብ ብሽክለታ ወርክሾፕ ብሽክለታ ምዝዋርን መሰረታዊ መካኒክ ብሽክለታን ክመሃሩ ዕድል ይህብ።
ምኽኣል ምስታፍ ኣብ ዓውደ መጽናዕትን ማሕበራውን ምትሕግጋዝን ንጥፈታትን 15 መንእሰያት ፈረንሳውያንን ወጻእተኛታትን ዝሓዘ መደብ ደገፍ ሲቪክ ኣገልግሎት...
ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ቅድሚ ውላድካ ኣብ ሴንት-ሄርብሌን ቀለልቲ መዓልታዊ ቃላት ምንባብን ምጽሓፍን
ምፍላጥ ኣብ ወርሓዊ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ረይምስ ብምስታፍ ንህይወት ፈረንሳ ብምውጻእ፡ ኣኼባታትን ብዛዕባ መሰላትን ሓላፍነትን ምፍላጥን። ከተማን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን።
ምድታፍ ኣብናይ ምዝራብ ክእለትካ ንምምሕያሽን ብቐሊሉ ሓሳብካ ንምግላጽን ኣብ ረይምስ ረቡዕን ዓርብን ናይ ዕላል ዓውደ መጽናዕቲ
ምርካብ ስነ ኣእምሮኣዊ ፍወሳ ማሕበር ሊምቦ Limbo ብስነ-ጥበባዊ ፍወሳ፡ ናይ ምጽዋር ርሕቀትን ዓውደ-መጽናዕትን ኣቢሉ፡ ንዝተሰደዱ ሰባት ህይወቶም ዳግማይ ክሃንጹ፡ ሓደስቲ ሰባት ክራኸቡን ዝሓሸ መጻኢ ክህልዎምን ይሕግዞም።
ምዃን ወለንተኛ ን16 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም ሰባት ናይ ወለንተኛታት ዕድላት ንምርካብ ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ፡ ኣብ ከም ተፈጥሮ፡ ምትሕግጋዝ፡ ስፖርትን ባህልን ዝኣመሰሉ ቴማታት ዘተኮረ ኮይኑ፡ ንኻልኦት ንምሕጋዝን ጠቓሚ ኮይኑ ክስምዖምን እዩ።
ምኽኣል ምፍላጥ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንወለድን ደቆምን ንመዓልታዊ ህይወት ኣፋዊ ርክብ ክእለቶም ንምምሕያሽ
ምርካብ ውልቃዊ ደገፍን ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትን ንናይ ሞያ ውጥን ንምህናጽ፣ ሲቪ ንምፍጣር፣ ከምኡ’ውን ስራሕ ንምድላይን ንምርካብን።
ምስታፍ ትምህርቲ ፈረንሳ (ፊደላት፡ ንባብ፡ ጽሑፍ፡ ርክብ)፡ ምድላው DELF፡ ባህላዊ ንጥፈታት ዝኣመሰሉ
ደቂ ኣንስትዮ ንኽዘናግዓ፡ ፈረንሳ ንኽለማመዳ፡ ባህለን ንኽካፈላን ርእሰ ተኣማንነተን ንኽመልሳን ዝግበር ምትእኽኻብ፡ ንጥፈታትን ምውጻእን እዩ።
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ
ካብ 15-18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ፈረንሳ ባህላዊ ንጥፈታት ንኽገብሩ ነጻ ትኬትን €200 ዝወሃብ ገንዘብ ተጠቐምቲ ኩኑ።
ምፍጻም ኣብ ጥቃ መንበሪኹም ወለንታዊ ስራሕ ወይ ካብ ርሑቕ ብምዃን ምፍጻም
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤
ምእንቲ ዳህሳስ ምግባር ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ ክትገብሩ
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::
ን መንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ናይ ባህሊ ምምሃር
ምስታፍ ኣብ ማሕበር "Ensemble!" ከተማ ዲጆን ኣብ ናይ ባህሊ ስፖርት ኣብ መዓልታዊ ናብራ ናይ ምስታፍ ዕድል ይፈጥር ::