ምርካብ ደገፍ ካብ ካልኦት ወለዲ ቋንቋ ፈረንሳ ብዝምልከት
ምርካብ ሓገዝ መዓልታዊን ፕሮፌሽናልን ፈረንሳ ተማሃሩ። ብቐሊሉ ንኽትዘውርን ንሞያ ንምድላውን ዝሕግዙ ምኽርታት። ክንክን ህጻናት ትሕቲ 3 ዓመት ህጻናት ኣብ ከተማ ሊዮን Lyon
መድለዪ - Réfugiés.info
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 13 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ሓገዝ መዓልታዊን ፕሮፌሽናልን ፈረንሳ ተማሃሩ። ብቐሊሉ ንኽትዘውርን ንሞያ ንምድላውን ዝሕግዙ ምኽርታት። ክንክን ህጻናት ትሕቲ 3 ዓመት ህጻናት ኣብ ከተማ ሊዮን Lyon
ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ቅድሚ ውላድካ ኣብ ሴንት-ሄርብሌን ቀለልቲ መዓልታዊ ቃላት ምንባብን ምጽሓፍን
ምኽኣል መዓልታዊ ርእሰ-ምኽኣል ን150 ሰዓታት ኣብ ስትራስበርግ ናይ ፈረንሳን ዲጂታላውን ስልጠና ምሃብ
ምኽኣል ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ባህሊ ፈረንሳ ርኸብ፡ ናጻ ኩን፡ ብዝበለጸ ምውህሃድ
ምኽኣል ምርካብ መጓዓዝያ ንምርካብ ወይ ውላድካ ንኽሕብሕብ ምስ ግዜ ብሕታዊ ደገፍ
ምርካብ ንስድራቤታ ዝቕበል ቦታ ንውላድካ ምእላይ፣ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ወለድን መዓልታዊ ህይወትን።
ምርካብ ደገፍ ን ምሓዝ ቆልዓ ስራሕ ንዝደልዩ ወለዲ ደገፍን መፍትሒ ክንክን ህጻናትን።
ንምርካብ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ መዓልታዊ መዕበዪ ህጻናት ንህጻናት፣ ንጥፈታት ንስድራቤታት፣ ኣካዳሚያዊ ደገፍ
ምድላው ንምሕፍ ፈተና ናይ ምዝዋር መኪና ናይ ቃል ፈተና፣ ንኽትክእሉ ንዕኡ ዝምልከት ኮርሳት ፈረንሳ፡ ማለት DELFን ኮድ ጽርግያን ምኻኣል ...
150 heures de formation en français et numérique (ordinateur et smartphone) en Île-de-France pour être autonome au quotidien
ንዝበለጸ ንምርድዳእን ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን ኮርሳት ፈረንሳ ንምስታፍ ዘኽእል መደብ ፣ ተሳተፉ
ምርካብ ዝተፈላለየ ንጥፈታ ብ ምስታፍ ፣ ምስ ካልኦት ደቂ ገዛውትኹምን ን ምልላይ ዘክእል ብነጻ መደብ ኣብ መላእ እዋን ኣብ
ምርካብ ሓገዝ ምንባብ፡ ምጽሓፍን ምዝራብን ፈረንሳ ንምምሃር ዝሕግዙ ኮርሳት፡ ዲጂታላዊ ክእለት፡ ከተማኹ ንምርካብ ምእንቲ፡
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ እነሀልኩም ኣገባብ ኣፈጻጽምኡ ዝምልከት ኣገዳሲ ሓበሬታ
ምፍላጥ ኣጋባብ መርዓን ፣ ሕጋዊ መስርሑን ግዴታት፣ ካልእን ኣብ ፈረንሳ
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ ምምርዓው ፓክሰር ወይ ምጽማድ ኣብ ፈረንሳ ፣ እዚ ካብ ሓዳር ክልተ ዓበይቲ ዝያዳ ተዓጻጻፊ ውዕል እዩ።
ምምርዓው ኣብ ወጻኢ ሃገር ከመይ ጌርካ ከም እትምርዖ ፍለጥ።
ንምርዳእ ፍትሕ ኣብ ፈረንሳ፣ ናይ ጠበቓ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንፍትሕ ዝምልከትኣፍልጦ ንኽህልወኩም ዝዓለመ።
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"ምዝተፈላለየ ምኽንያት ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ምርኻብ
ምርካብ፣ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ኣብ መንጎ ክልተ ሰባት ዘሎ ሕብረት ዘረጋግጽ ሓቀኛ ሰነድ እዩ ን ሰደተኛታት ድማ ብ l'OFPRA ይወሃብ ።