ምስ Avec Centre Social Kléber St Lazare - ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ንምጽናዕ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ንምጽናዕ

ምስ ምስ Avec Centre Social Kléber St Lazare

ኣዳላዊ Centre social Kléber Saint-Lazare , Ligue de l'enseignement 13ኣቐድዲሙ ዝነበረ 20 днів тому

በዚ መደብ እዚ ዘረባን ምጽሓፍን ብቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓት ምጥራይ ይከኣል ምኳኑ ዘይምዝንጋዕ


ምፍላጡ ኣገዳሲ !
ንኽትሳተፍ ኣብ ማእከል ከተማ ማርሴ ንዝነብሩ Grand Centre-Ville de Marseille. ኣለካ።
ክፍሊት ኣባልነት፡ ኣብ ዓመት €10ዩሮ እዩ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምኽኣል ብቋንቋ ፈረንሳ ምርዳእ :

  • ምኻኣል ምእንቲ ፈረንሳ ተረዳእን ተዛረብን።
  • ምኻኣል ከምኡውን ምስ እዋናዊ ጉዳያት፡ ዜግነት ወዘተ ዝተኣሳሰር ክትዕ ብቋንቋ ፈረንሳ።
  • ክትክእሉ ፈረንሳ ኣንብብን ጽሓፍን ምእንቲ ክትክእሉ ።

  • ምምሃር ምንባብን ምጽሓፍን ምዝራብን ተማሃር
  • ምኻኣል ብዝበለጸ ተረዲእካ ብቐሊሉ ምዝርራብ

እዚ ኣገልግሎት እዚ ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ኩነታት፡ ካብ 2 ክሳብ 3 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ክሕብሕቡ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • kléberኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles