Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ዲጂታል፣ ብቋንቋ ፈረንሳ ብ ማሕበራዊ ደገፍ እናረኸብኩም

ምስ ምስ Programme Triptik

ኣዳላዊ EMMAÜS Solidarité Compétences , Emmaüs Solidarité Compétences, Emmaus Connectኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 18 jours

ኣብ እዚ ን150 ሰዓታት ዝጸንሕ መደብ ስልጠና ኮይኑ፣ እዞም ዝስዕቡ ኣገልግሎታት ንህብ

  • ን 75 ሰዓታት ዝኸውን ምስ ናይ ልምምዱ(ጉጅለ niveaux A1.1 ከምኡውን A1ንምህላው)
  • ዲጂታላዊ ክእለት ንምጥራይ ስልጠና ናይ 75 ሰዓታት
  • ምስታፍ መሰላት ምፍላጥን ንምርካብ ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት
  • ክምኡውን ምርካብ ውልቃዊ ማሕበራዊ ደገፍ
  • ቆልዑ እንተለውኹም ደቅኹም ምሓዝቲ ኣይዝክራኦን እየን።

ንDELF ክትዳሎን ምውሳድ ዘሎ ተኽእሎ: ንምምዝጋብ ዝኾነ ነገር ክትከፍሉ ኣየድልየኩምን እዩ።

ምፍላጡ ዘገስድ እዚ ስልጠና እዚ ፣ ነጻ እኳ እንተኾነ ፣ ኣብኡ ብምስታፍኩ ንዓኩምእውን ዘይክፈለኩም፣ ምኳንኩም ፍለጡ ብዘይ ክፍሊትን ስልጠና። ሓተትቲ ዑቕባን ሰነዳት ዘይብሎም ስደተኛታትን ፣ ንኽኸፍሉ ኣይግደዱን እዮም ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታላዊ ትምህርትን ንሓድሕዶም ምላሽ ይህቡ ። ንኣብነት "Se déplacer" "ምንቅስቓስ" ዝብል ቴማ ብፈረንሳ፣ እዚ ማለት መጓዓዝያ (መደበር ባቡር ወይ ኣውቶቡስ ፡ ምልክት፡ ትኬት ወዘተ) ምኳኑ ምፍላጥ።

ምፍላጡ ዝግባእ
ናይ ህዝባዊ መጓዓዝያ ቃላት ትመሃሩ፡ ኣየኖት ኣፕሊኬሽናት ወይ ዌብሳይት ክትጥቀም ከም ዘለኩ ምስ ተራእየካ ኣብ ዲጂታላዊ ክፍሊ ከም እትመሃርዎ ምፍላጥ እውን ዘካተተ እዩ።

ብሳላ እዚ መደብ ኣብ መወዳእታ እቲ መደብ ተሳተፍቲ እዞም ዝስዕቡ መደባት ተረባሕቲ ይኾን፤

  • ምኻኣል ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ቋንቋ ብኣድማዒ መንገዲ ንምጥቃም
  • ምኽኣል ነጻ ናይ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት
  • ምውሳኽ ኣፍልጦ ኣብ ብ መገዲ ብዲጂታል መንገዲ ዝሕለብ መሰላትን ፣ ምፍላጥ ግቡኣትን
  • ምድላው ምስ ኩነታቶም ዝሰማማዕ ክውንነታዊ ናይ ሞያ ውጥን ይኽእሉ

ማሕበርና፣ መሕበር TRIPTIK ብመገዲ ሰራሕተኛታቱ ኣቢሉ፣ ኣብ ኣገባባትናይ ምምሕዳር ክድግፈኩም ይኽእል እዩ:። እዚ መለት ኣብ መንበሪ ኣባይቲ: ANEF: CPAM, CAF: ግብሪ: ምንቅስቓስ ወዘተ።

እዚ ከከም ኩነታትን ድሌት ናይቲ ሰብን ድሕሪ ምዝዛም እቲ መደብ ድሕሪ 6 ወርሒ ምክትታል ክቕጽል ይኽእል።


ምፍላጡ ዘገድስ
ድሮ ማሕበራዊ መወከሲ እንተሃልዩኩም፡ ብዛዕብኡ ክትገብረሉ መገዲ ክትሕብሩ ይኽእሉ ኢኹም፣ ወይ እቲ መስርሕ ባዕሉ ክሕብረኩም እዩ።

ኣብ እዋን እቲ ኮርስ፡ ካብ ትሪፕቲክ TRIPTIK ዝመጸ ሞያዊ ኣማኻሪ ውህደት፡ ኣብ ጻዕርታትኩም ኣብዚ መሰረት ብምግባር ክድግፈኩም ይኽእል፤

  • ደረጃ ትምህርትኹም
  • ደረጃ ፈረንሳዊ ቋንቋ ብቅዓትኩም
  • ምውህሃድ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም።

ከከም ኩነታትን ድሌት ናይቲ ሰብን ድሕሪ ምዝዛም እቲ መደብ ድሕሪ 6 ወርሒ ምክትታል ክቕጽል ይኽእል።

ምፍላጡ ዘገድስ
ድሮ ኣብ ፍረንች ትራቫይ ወይ ኣማኻሪ ፣ ንምድላይ ስራሕ ዝተሓገዝ ስራሕ እንተሃልዩኩም፡ ንዕኡ ንምርካብ ኣውን ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ነዚ ቅጥዒ ብምምላእ formulaire ኣብ ኢንተርኔት ተመዝገቡ

  • ምውሳድ ፈተና ልምምድድ ቅድሚ ውህደት ብደረጃ ፈረንሳ
  • ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2 ወርሒ 40 ክፉት ቦታ ናይ መዝገባ ይህሉ፣ ዝለዚ ቦታና ውሱን እዩ
  • 2 ናይ ስልጠና ቦታታት ኣብ ፓሪስ፡ መበል 19 ን 12ን ቀበሌታት ኣሮንዲስማ ወይ ዞባ እዩ ቦታና።
  • ብሳላ እዚ መደብ ገትና ናይ DELF ናይ ምሕላፍ ተኽእሎ ኣለኩም
  • ካብ 6 ወርሒ ክሳብ 30 ወርሒ ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣብ መበል 12 ቦታ ፓሪስ ዝግበር ክንክን ህጻናት ምስታፍ ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘይርከቡ ቆልዑ እንተሃልዮምኹም ወይ እንተሃልየ፣ ወይ እንተሃልየሙኹም (ኣብ መንጎ 6 ወርሒ ክሳብ 30 ዝዕድሚኦም)፡ ንምምዝጋብ ከተመልክቱ ከለኩም ።
  • ምናልባት ስንክልና ምስ ዝህልወኩም ብ 01 40 09 20 21 ደውሉ። ን ኣፕሊኬሽን flyer Triptik.

Lieu d'accueil

58 Rue Claude Decaen, 75012 Paris, France

11 Rue Louise Thuliez, 75019 Paris, France

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • guillaumebrimontኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • coordinatrice sabineኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles