ምፍላጥ ሕክምና ምርካብን መሰል ጥዕና
ምርካብ ንሓደስቲ መጻእቲ ክንክን ጥዕና ምርካብ፡ መርመራ ጥዕና፡ ናብ ሰብ ሞያ ምውካስን ስርዓተ ክንክን ጥዕና ፈረንሳ ንምርዳእ ምሕጋዝን እዩ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 10 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ንሓደስቲ መጻእቲ ክንክን ጥዕና ምርካብ፡ መርመራ ጥዕና፡ ናብ ሰብ ሞያ ምውካስን ስርዓተ ክንክን ጥዕና ፈረንሳ ንምርዳእ ምሕጋዝን እዩ።
ምኻድ ናይ ሓኪም ማህጸን ማለት ኣብ ጥዕና ደቂ ኣንስትዮ ዝነጥፍ ሓኪም እዩ።
ምግራር ፈተና ኤችኣይቪ፡ ሀርፐስ፡ ፓፒሎማቫይረስ... ብዙሓት ዝተፈላለዩ ሕማማት ኣለዉ፡ ገሊኦም ድማ ከበድቲ ክኾኑ ይኽእሉ።
ምኽኣል ምቕባል ስደተኛታት ብናይ ጥዕና መርመራ፣ ስነ-ኣእምሮኣዊ ገምጋም፣ ደገፍን ዝተመጣጠነ ኣተሓሕዛን።
ፈተና ናይ ሕማም ዓሶ፡ ኤችኣይቪ (ኤይድስ)፡ ሕማም ጸላም ከብዲ እንተሃልዩኩም ብነጻ ፍለጡ
ብዛዕባ ጥዕናን ህይወትን ኣብ ፈረንሳን ኣብ ከተማ ሩዋንን ዝያዳ ኣፍልጦ ይሃልኹም
ንምፍላጥ ናይ ኮረና መርመራ ኣየናይ ዓይነት መርመራ ናይ ኮቪድ 19 እንታይ ደረጃታት ክሓልፍ ይግብኦ ንምፍላጥ ትደልዩ ዶ ?
እቲ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ዝምርምር ማእከል ኣብ ዲጆን፡ ኦክሶንን ቢዮንን ብነጻን ስሙ ዘይተገልጸን መርመራታት የቕርብ። Dijon, à Auxonne et à Beaune
Cours de français, communication, aide pour la santé des femmes et des enfants, aide pour les droits et les démarches administratives,
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ፣ ናይ ምሸት ለይቲ: ሰንበትን: ኣብ እዋን በዓላትን ክፉት ዝኾነ ፋርማሲ ምርካብ
ካርት ቪታል ንኽሉ ሰብ ናይ ኢንሹራንስ ማላዲ ውሕሰነት ናይ ጥዕና ተጠቐምቲ ዝኾኑ ብነጻ ይወሃቡ ::
ምሓዝ ቆጸራን ፣ ን ኣገልግሎት ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕሕክምና፣ናይ ሓፈሳዊ ኮነ ናይ ስፐሻሊስት ዝሕግዝ መስመር፣ ምፍላጥ
ምርካብ እንተደኣ ስንክልና ኣጋጢሙ ክህሉ ዘለዎ ኣበልን ተጠቀምቲ ንምርካብ MDPH ፋይል ብኸመይ ከም እትሰርሕ ፍለጡ።
ምርካብ ናይ ጥዕና ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል ብምህላው ናይ ጥዕና ምትሕብባር ሓገዝ (ex-CMU-C) ብነጻ ሕክምናን መድሃኒትን ንምርካብ የኽእል።
ምርካብ ሓገዝ ፣ ብምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ማእከል ሕክ(CMP) ምስ ሰብ ሞያ ኪኢላታት ክንክን ጥዕናን ናይ ምኽሪ ሓደ መደብ ብምጥቃም ካብ ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት ምፍዋስ ::
ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
ምስራሕ ኣብ ክንክን ዓበይቲን ፣ ስልኩላንን እቲ ናይ ህይወት ደገፍ ሞያ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ብቕልጡፍ ክትሰርሕ የኽእለኩም