ምስ Point d'Accès Citoyenneté Santé (PACS) - ፈረንሳዊ ዓውደ-መጽናዕቲ ጥዕናን ምክፋል - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ፈረንሳዊ ዓውደ-መጽናዕቲ ጥዕናን ምክፋል

ምስ ምስ Point d'Accès Citoyenneté Santé (PACS)

ኣዳላዊ France Terre d'Asile ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እዚኦም ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት እዮም ፤

  • ጥዕና (ስርዓት ክንክን ጥዕና ኣብ ፈረንሳ፡ ድቃስ፡ ስምዒታውን ጾታውን ህይወት)
  • ከምኡ’ውን ህይወት ፈረንሳ (ክብርታት ሪፓብሊክ፡ ሓባራዊ ናብራን ንምርዳእ..)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • መድሕን ጥዕና ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ምርዳእ፣
  • ብ ገዛኣርእስኹም ናይ ሕክምና ቆጸራ ክትሕዙ ምኽኣል፣ .
  • ቁጽሪ፣ ኣኣገልግሎት ህጹጽ እዋን ምፍላጥ

  • ብዛዕባ መዓልታዊ ጥዕናኹም ተዘራረቡን ምኽሪ ውሰዱን፣
  • መሰልኩም ፍለጡ
  • ክትከዶም ዘለካ ቦታታት/ ክትድህስስዎም ዘለኩም ንትፈታት ፣ ሰባትን ተላለዩ ...

  • መሰልኩም ብግቡእኩምን ፍለጡ
  • ብዛዕባ ህይወት ፈረንሳ ተመያየጡ
  • ንኽትሳተፍ ወይ ሓደስቲ ንጥፈታት ንምርካብ ሓሳባትን/ምኽሪን ረኸቡ...

ከመይ ንገብሮ?

እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ብመሰረት ወርሓዊ መደብ ኣብ ሩዋን ኣብ ዝርከብ ካዳ ደ ፍራንስ ቴረ ዲ ኣሲል ይካየዱ።

ሓባራዊ፣ ነጻ ኮይኖም ኣድላዪ እንተኾይኑ ናብ ትግርኛ ክንትርጉሞም ንኽእል ኢና።

እቲ መደብ ንምርካብ፡ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም፤

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Aceምምሕዳር
  • point d'accès citoyenneté santé (pacs)ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles