Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት መርመራ ንምግባር

ምስ ኣብ Centre de dépistage VIH et IST (CeGIDD)

ኣዳላዊ Unité de Prévention des Maladies Infectieuses ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 11 jours

እቲ CeGIDD,ማእከል ክትትል VIH ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን IST ፣ ናይ VIHሃይፐተሲስ፣ IST (ፈንጣጣ ፣ ጅግልን ..)ከንኦትን .ሕማማት መርመራ ይዕድም።ምእንቲ እቶም ሕማማት ንምግታእን ንምፍፍዋስን ክንእል።

ምፍላጡ ዘገድስ ከም እንፈልጦ እቲ ብ ኤችኣይቪVIH ቫይረስ ንመከላኸሊ ኣካላትና ዘጥቅዕ ቫይረስ እዩ።
ብዘይ መከላኸሊ ጾታዊ ርክብ ወይ ምስ ዝተለኽፈ ደም ብምርኻብ ክመሓላለፍ ይኽእል።
IST (ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ከም ጎኖርያ፡ ሲፊሊስ፡ ክላሚድያ ወዘተ) ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ክመሓላለፉ ዝኽእሉ ረኽስታት እዮም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብ ነጻ ዝግበር መርመራ ምስጢታዊ እውን እዩ

ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ፣ ጉዳይ ጥዕና ተሓከምቲ ኣብ ውሽጢ ሰብ ሞያን ሓኻይም ጥራይ ዝተርፍ ጥራይ ዝተርፍ ምስጢር እዩ

እንተደኣ እቲ እቲ ሕማም ኣለኡም ኮይኑ ፣ ን ፈተውትኹም ምእንቲ ከይትልክሙ ኣወንታዊ ውጽኢት ኣብ ዝረኽበሉ እዋን፡ እዚ ነቲ ሕማም ብኣግኡ ክትሕክሞን ናብ እትፈትዎም ሰባት ከይትመሓላለፍን የኽእለካ።

ከመይ ንገብሮ?

ብ ቴለፎን 03 80 28 14 63

ን ኣብ Dijon ከባቢኣን እትርከቡ ኣብes :

  • À Beaune : tous les mercredis sauf en période de congés scolaires
  • ኣብ A Beaune : ወትሩ ረቡዕ፣ ብዘይካ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ናይ ትምህርቲ
  • ኣብ Auxonne : 1ይን 3ይ ሰኑይ ናይ ኩሉ ወርሒ ፣ ብዘይካ ኣብ ኣዋን ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ

Lieu d'accueil

Centre hospitalier de Beaune, Avenue Guigone de Salins, 21200 Beaune, France

03 80 28 14 63

10 Boulevard Maréchal de Lattre de Tassigny, 21000 Dijon, France

03 80 28 14 63

Rue du Colonel Denfert, 21130 Auxonne

03 80 28 14 63

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_886638ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • clat 21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles