ምሓዝ ሓኪም ቆጸራ ዶክቶሊብ Doctolib ዝበሃል ፕላትፎርም
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців томуDoctolib ዶክቶሊብ ንሕሙማት ምስ ሰብ ሞያ ሕክምና ዘራኽብ ፕላትፎርም ኮይኑ ብ ነጻ ኣዩ ዝሰርሕ ፣ ኣብኡ ድማ ኣኦጸራ ትወስዱ ፣
እዚ ቆጸራ ናይ ሓፈሻዊ ኪእላ ሕክምና
ወይ ውን ምስ ጸቢብ ሕክምናዊ ሰብ ሞያ ንኣብነት (ከም ናይ ስኒ ሓኪም ፣ (ናይ ማህጸን ኪኢላ ሓኪም ክትራኸቢ ትኽእሊ ኢኺ)።
ከምኡውን ናይ (diététiciens, kinésithérapeutes…).ዝበሃሉ ሓኻይም
Doctolib est un site et une application gratuite pour prendre un rendez-vous médical facilement avec :
- እዚ ቆጸራ ናይ ሓፈሻዊ ኪእላ ሕክምና
- ወይ ውን ምስ ጸቢብ ሕክምናዊ ሰብ ሞያ ንኣብነት (ከም ናይ ስኒ ሓኪም ፣ (ናይ ማህጸን ኪኢላ ሓኪም ክትራኸቢ ትኽእሊ ኢኺ)።
- ከምኡውን ናይ (diététiciens, kinésithérapeutes…).ዝበሃሉ ሓኻይም
እ ቆጸራ እዚ ፣ ኣብ ዝኾነ ቦታ፡ ኣብ ዝኾነ እዋን፡ ቴለፎን ወይ ኮምፒተር ተጠቒምካ ቆጸራ ክትሕዝ ትኽእል ኢኻ።
ኣብ ቤት ጽሕፈት ቆጸራ (ኣብ ቦታ ብምኻድ) ወይ ካብ ርሑቕ ምምኽኻር (ብቪድዮ ብተሌፎን ወይ ኮምፒተር) ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
fairouzተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
fabro63ተርጓሚ/ሚት
fatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት