Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

መርመራ ዓባይ ሰዓል ንምግባር

ምስ ምስ le CLAT

ኣዳላዊ CLAT de Rouen ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ኣብ ፈረንሳ ስደተኛ፡ ሰነዳት ዘይብልካ ወይ ፡ ሓታቲ ዑቕባ፡ ብምዃን ካብ 5 ዓመት ዘይመልእ ተቐሚጥኩም ዶ ? ጉጅለ CLAT ኣብ ሩዋን ንሕማም ዓሶ ብነጻ መርመራ ክገብረልኩም ይኽእል እዩ።

እዚ መርመራ እዚ ንግሆ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ፡ ቆጸራ ሒዝካ ይኹን ብዘይ ቆጸራ፡ መርመራ ደም ዝሓዘ እዩ።

ብተወሳኺ ናይ ኣፍልቢ ራጂ መርመራ እውን ብገብር ኢና ክንህበኩም ኢና፣ ካብ ቀጽርና ወጻኢ ክግበር እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነዚ መርመራ እዚ ክፍሊት ኣየድልን። ቫይታል ካርድ ኣየድል እዩ።

እቲ ውጽኢት ናይ እቲ መርመራ ደም ኣስታት ዓሰርተ ደቓይቕ ይወስድ።

ፈረንሳ ዘይትዛረቡ እንተኾይንኩም ጸገም የለን : ኩሉ ነገር ብቋንቋኹም ከነረድኣኩም ብተሌፎን ትርጉም ኣለና።

ከመይ ንገብሮ?

ብቐጥታ ናብ ቀጽርና ብምምጻእ ትኽእሉ ኢኹም፣ ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ንግሆ፣ ብዘይ ቆጸራ።

ኣድራሻ ፡ 13 rue des Charrettes, 76000 Rouen .

እቲ መርመራ

ንምርመራ ብቐጥታ በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ብምድዋል ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ኢኹም፤

02.32.10.76.94

Lieu d'accueil

13 Rue des Charrettes, 76000 Rouen, France

0232107694

lutte.anti-tuberculeuse@chu-rouen.fr

32 Rue Jean Jaurès, 76500 Elbeuf, France

0232107694

lutte.anti-tuberculeuse@chu-rouen.fr

2 Rue Saint-Jean, 27400 Louviers, France

0232107694

lutte.anti-tuberculeuse@chu-rouen.fr

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • b. tabartኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • elinakhnተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anna33ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles