ምፍጣር ቢዝነስ ወይ ማሕበር
ምርካብ ፣ ንብዚነስ ዝኽውን ምኽሪ፣ ምስ ክኢላታት ምርኻብ፣ ኣብ ውሽጢ 9 ወርሒ ቢዝነስ ንምጅማር ብሕታዊ ደገፍ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 12 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ፣ ንብዚነስ ዝኽውን ምኽሪ፣ ምስ ክኢላታት ምርኻብ፣ ኣብ ውሽጢ 9 ወርሒ ቢዝነስ ንምጅማር ብሕታዊ ደገፍ
ምፍላጡ ናይ 6 ወርሒ ናይ ኦንላይን መደብ ብእንግሊዝኛ፣ ምስ ሞያዊ ምኽርን ደገፍን ስራሕ ንምርካብ ወይ ኣብ ፈረንሳ ንግዲ ንምጅማር።
ምርካብ ኣብ ዞባ Île-de-France ንዝካየዱ ፕሮጀክትታትኩም ዋኒን ምድጋፍ፣ ሞያዊ ምኽሪ
ምርካን ሞያዊ መብርሂታት፣ ምኽሪ፣ ኣኼባታት ድሕሪ 4 ወርሒ እንተደኣ ሓደ ንጥፈት ናይ ንግዲ ኮነ ማሕበራት ንምጅማር ደሊኹም
ምኽፋት ናይ ውልቂ ስራሕ ንጥፈታት ምሕባርን ዘካተተ ኣፍልጦ ::
ንምርካብ፣ ውልቃዊ ሓንቲ ትካል ንምፍጣር ፣ ወይ ማኪና ንምዕዳግ ፣ ወይ መምርሒ ፍቃድ ንምርካብ ኮነ ወዘተ ክኸውን ይኽእል
ሓደ ፣ ናይ ኣሳላይነት መደብ ፣ ሓደ ስልተና ወይ ናይ ስራሕ ስልተና ኣብ Seine-Saint-Denis.፣ ኣብ ሰይን ደኒ
ብኸመይ ወነንቲ ናይ ውልቂ ትካላትን ማሕበራትን ከም ኣትኾኑ ዝሕብርን ዘሰኒን
ንመደብ ስልጠና ናይ ጉጅለወነንቲ ንኣሽቱ ትካላት ናብ ናይ ስራሕ ምልዋጥ መደብ ምትግባር
ን ናይ ውልቅ ትካላት ዘለዎም ስደተኛታት ናይ 9 ኣዋርሕ ውልቃዊ ናይ ስራሕ ንምሃብ ርኸቡ!
ምርካብ ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ንምምስራት ኣብ እትብገስሉ ይድጋገፍን ይሕግዝን
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስራሕ ከም መምህር ምዃን መምህር ኣብ ፈረንሳ ከም መምህር ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ርኸቡ።
ምኽኣል ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ህዝባዊ ትምህርቲ ብውዕሊ መምህር ምዃን
ምስልጣን ንምስራሕ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ተካኢ መምህር ብምዃን ምእንቲ ክትክእሉ