ንግዲ ምንጋድ ኣብ Seine-Saint-Denis ሴን-ሴንት-ደኒስ
ምስ ምስ CitésLab93
ኣዳላዊ PULSE Group ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansኣብ CitésLab93 ኣብ ሰይን-ሴንት-ደኒስ ኣብ ቀዳምነትን ፖለቲካዊ ከባቢታትን እታ ከተማ (QPV) ንዝነብሩ ሰባት ዝሕግዝ መደብ ደገፍ ዋኒን እዩ።
እዚ መደብ BPI France ብቢፒኣይ ፈረንሳ (ህዝባዊ ወፍሪ ባንክ) ዝተዳለወ ኮይኑl’association Pulse. ብማሕበር ፑልስ ዝቐርብ እዩ ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ
ኣብቲ መደብ ንምስታፍ ግድን፤
- ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክኸውን
- ኣብ ሴን-ሴንት-ደኒስ ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ኣውራጃ ይነብሩ (ንኣብነት ሮማንቪል፡ ሞንትሩይልን ባግኖሌትን ወዘተ)።
ዕላማታትቱ ድማ :
- እዚ ኣብ ካብ ክፍሊ 93 ዝመጹ መራሕቲ ፕሮጀክትን ምስ ሰብ ሃብቲን ናይቲ ዞባ ምልላይ
- ከምኡኡውን ድሌታቶም ኣለሊኹም ምኽሪ ምሃብን ውልቃዊ ምክትታል ምስዓብን።
- በዚ ድማ ንንግዲ ምፍጣር ዝኸውን ናይ ደገፍ መሓውራት ንምውካስ ምእንቲ ክትክእሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marwahusseinali@hotmail.comተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
duliepaolenaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት