ናይ ውልቂ ትካላት ወናኒ ንምዃን ዘሎ ተኽእሎ ምፍላጥ
ምስ ኣን ሲንጋ ፓሪስ SINGA Paris
ኣዳላዊ Singa Paris , The Human Safety Net, Cités Labኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 ansኣብ ፓሪስ እዝነብሩን ናይ ውልቂ መደብ ዘለኩም ሰባት እንተኪኦንኩም ፣ እሞ ኣብ ምትግባሩ ሓገዝ የድልየኩም ድዩ?
እቲ መደብ ብ pré-incubation ዝፍለጥ መደብ፣ እቲ እኳን ብ SINGA Paris ተበግሶ ዝሰላሰል ፣ ን ኣፍልጦ ብዛዕባ ሓሳብ ናይ ትካላትን ማሕበራት ኣፍልጦ ይህብ።
ን4 ኣዋርሕ ዝኣክል ብምስናይ፣ ሕልምኹም ንምትግባር ፣ ውልቃዊ ቆጸራ እናወሰደ ኣብ ምስረታን ህንጸት ፕሮጀክትኹም ሞያዊ ሓግዘ ይገብር፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
50 Rue de Montreuil, 75011 Paris, France
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
baptisterተርጓሚ/ሚት
fatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
hanna hasylovaተርጓሚ/ሚት
singa idfኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ