ምፍጣር ቢዝነስ ወይ ማሕበር
ምስ ምስ Singa Lyon
ኣዳላዊ Singa Lyon ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 moisእዚ ኣብ ሊዮን ንዝነብሩ ንግዲ ወይ ማሕበር ክጅምሩ ንዝደልዩ ሰባት ሓገዝን ምኽርን ኮይኑ ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት የገልግል።
ሲንጋ ሊዮን Singa Lyon ን9 ኣዋርሕ ክትድግፈኩም እውን እዩ፤
- ምኽኣክ ስርዓት ፈረንሳ ንምርዳእ እዩ።
- ምሃብ መሰረታት ፕሮጀክት ንምንጻፍ ወይ ንምርግጋጽ
- ምሕጋዝ ንግድ ጀምር፣ ምስ እትደልዩ
- ምልላይ ምስ ክኢላታት ሰብ ሞያ ክራኸብ።
ምፍላጡ ዘገድስ ብፈረንሳ፡ እንግሊዝኛ፡ ዓረብኛ፡ ስጳኛ፡ ፖርቱጋልን ካልኦት ቋንቋታትን ክትዛረቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 12 Rue Gabriel Péri, 69350 La Mulatière, France
- 07 69 11 46 19
- entrepreneuriatlyon@singa.fr
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
singaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት