ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ንምምስራት
ምስ ምስ l'ADIE

ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ንምምስራት

ምስ 
ምስ l'ADIE

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 21 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ንምምስራት ኣብ ምምስራት ናይ ምምሕዳራዊ ምክትታልን ምስናይን

ክፈልጥ ዘለዎ፣ ንመኽሰባትና ክትጥቀምሉ እንተደሊኹም : ሓፈሻዊ መድሕን ኢንሹራንስ ክህልዎን : ኣብ ዝኾነ ሶሻል መስርሕ ምምዝጋብ የድሊ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ቅቡል መንነት ወረቐት ምህላው

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ኣገዳሲ

ቅቡል መንነት ወረቐት ምህላው

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ናይ ምምሕዳራዊ ወረቐት ምክትታልን ምስናይን

ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ኣብ ምምስራት፣ ክሕግዘኩም እዩ።

ብውልቂ ደረጃ ፣ ዘሰኒ ሞያዊ ተሓጋጋዚ ይምደበልኩም ።

ሓደ ካብ ኣባላትና ፣ ን ናይ ውልቂ መደባትኩም ፕሮጀክትኹም
ኣብ ምዕዋት የሰንየኩም።

እዚ ሞያዊ ደገፍ እዚ ብነጻ እዩ

ብነጻ እዩ ብሓደ ካብ ኣባላትና ትስነዩ

ሓባራዊ ስልጠናታት ንክትካፈሉ ይሕግዝ

እቲ ናይ ሓባር ስልጠና ፣ ሰብ ተመሳሳሊ ዕላማ ግን ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲ ዝነጥፉ ሰባት ስለ ዝሳተፍዎ፣ ናይ ተመክሮ መለዋወጢ ዕድል እውን ይኸፍት እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ቆጸራ ብ 09 69 32 81 10 ብምድዋል ሓዙ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Adie Grenoble