ምምዕባል ሞያዊ ሞያኻ
ምስ ምስ PLACE Network et Forward
ኣዳላዊ PLACE Network , Forward.incኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un moisኣብ ፈረንሳ ንሞያዊ ሞያ ንምድላው ዝዓለመ ናይ ኦንላይን መደብ ።
ን 6 ወርሒ ፣ ንውልቃውን ንኣሽቱ ጉጅለታትን ደገፍ ኣሎ፤
- ምምዕባል ናይ ንግዲ ሓሳብ
- ምሕያም ሞያዊ ክእለት
- ምርዳእ ናይ ዓለም ስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ
- ናይ ሞያ ዕድላት ምድላይ (ስራሕ፣ ናይ ስራሕ ልምምድ፣ ስልጠና)
- ምርኻብ ምስ ሰብ ሞያ።
ንምስታፍ ግድን፤
- ናይ ስደት ተመኩሮ ክህልዎም እዩ።
- ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ
- ኣብ ወርሒ ኣስታት 12 ሰዓታት ምህላው
- ናይ እንግሊዝኛ ደረጃ B2 ኣለዎም።
- ድራኸን ክትፈልጥን ክትደሊ።
- ናይ ስደት ተመኩሮ ክህልዎም እዩ።
- ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ
- ኣብ ወርሒ ኣስታት 12 ሰዓታት ምህላው
- ናይ እንግሊዝኛ ደረጃ B2 ኣለዎም።
- ድራኸን ክትፈልጥን ክትደሊ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ምምስራት ትካል ወይ ማሕበር፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
place.networkኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
mbmlተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት